ቲቶስ ትሕዝቶ 1 ሰላምታ (1-4) ቲቶስ ኣብ ቅሬጥስ ሽማግለታት ኪሸይም ተነግሮ (5-9) ንዓለወኛታት ግንሓዮም (10-16) 2 ንንኣሽቱን ንዓበይትን ዚኸውን ጥዑይ ትምህርቲ (1-15) ረሲእነት ንሕደግ (12) ንሰናይ ግብሪ ንቕናእ (14) 3 ግቡእ ተገዛእነት (1-3) ንሰናይ ግብሪ ተዳለዉ (4-8) ካብ ናይ ዕሽነት ክርክርን ካብ መናፍቕነትን ርሓቕ (9-11) ውልቃዊ መምርሕን ሰላምታን (12-15)