1 ጴጥሮስ ትሕዝቶ 1 ሰላምታ (1, 2) ንህያው ተስፋ ኸም ብሓድሽ እተወልዱ (3-12) ከም እዙዛት ውሉዳት፡ ቅዱሳት ኩኑ (13-25) 2 ነቲ ቓል ብሃግዎ (1-3) መንፈሳዊ ቤት ንምዃን ዚህነጹ ህያዋን ኣእማን (4-10) ኣብ ዓለም ከም ጓና ዄንካ ምንባር (11, 12) ግቡእ ተገዛእነት (13-25) ክርስቶስ፡ ኣርኣያና (21) 3 ኣንስትን ሰብኡትን (1-7) እትደናገጹ ኹኑ፣ ሰላም ድለዩ (8-12) ስለ ጽድቂ መከራ ምጽጋብ (13-22) ብዛዕባ ተስፋኹም ንምጥባቕ እተዳሎኹም ኩኑ (15) ጥምቀትን ሰናይ ሕልናን (21) 4 ከም ክርስቶስ ንፍቓድ ኣምላኽ ንበሩ (1-6) መወዳእታ ዅሉ ነገር ቀሪቡ ኣሎ (7-11) ከም ክርስትያን ኴንካ መከራ ምጽጋብ (12-19) 5 ንመጓሰ ኣምላኽ ጓስይዎ (1-4) ትሑታትን ንቑሓትን ኩኑ (5-11) ንዅሉ ጭንቀትኩም ናብ ኣምላኽ ደርብይዎ (7) ድያብሎስ ከም ዚጓዝም ኣንበሳ (8) መደምደምታ (12-14)