ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • g 9/13 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • ንቕሑ!—2013
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ትሕዝቶ
    ንቕሑ!—2013
  • ትሕዝቶ
    ንቕሑ!—2013
  • ትሕዝቶ
    ንቕሑ!—2013
  • ትሕዝቶ
    ንቕሑ!—2013
ዝያዳ ርአ
ንቕሑ!—2013
g 9/13 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

መስከረም 2013

© 2013 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania. All rights reserved.

ገበር

ሃሎዊን—ብዛዕባኡ ዚገልጽ ሓቂ

ገጽ 6-9

3 ካብ ከባቢ ዓለም

4 ርእይቶ መጽሓፍ ቅዱስ

ቅድሚ መርዓ ዚግበር ጾታዊ ርክብ

10 ንስድራ ቤት

ብኸመይ ይቕረ ኸም እትብል

12 ቃለ መጠይቕ

ሓንቲ ኽኢላ ሕክምና ዅሊት ብዛዕባ እምነታ ዝገለጸቶ

14 ከመይ ይመስል ነበረ፧

ዠንግ ሆ

16 ተነዲፉ ድዩ፧

ክንቲት ኢምፐረር ፐንጒን

ኣብ ኢንተርነት ዚርከብ

www.pr418.com

መንእሰያት

መንእሰያት ንዚሓትትዎ ብዙሕ ሕቶታት ዚኸውን መልሲ ኽትረክብ ትኽእል ኢኻ። እቲ ዓንቀጻት፡ ነዚ ዚስዕብ ርእሰ ነገራት የጠቓልል፦

• “ንጾታዊ ምሽጋር ብኸመይ ክዋጽኣሉ እኽእል፧”

• “ብዛዕባ እቲ ብሞባይል ዚለኣኽ መልእኽቲ እንታይ ክፈልጥ ኣሎኒ፧”

• “ጸገም ጥዕና እንተ ኣልዩኒኸ፧”

ብዘይካዚ፡ ነታ፡ “ከመይ ጌርካ ንደንዳኒ ብዘይ ቅልጽም ከም እተሰንፎ” ዘርእስታ ቪድዮ ርኣያ።

መጽሓፍ ቅዱስ ንመንእሰያት፡ ነቲ ኣብ ህይወት ዜጋጥሞም ብድሆታት ብዓወት ንኺዋጽኡሉ ብኸመይ ከም ዚሕግዞም ርአ።

(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS/TEENAGERS ርአ)

ቈልዑ

ነዚ ብስእሊ እተደገፈ ዛንታ መጽሓፍ ቅዱስ ኣንብቦ። ነቲ ንጥፈት ተጠቒምካ ድማ፡ ደቅኻ ብዛዕባ ገጸ ባህርያት መጽሓፍ ቅዱስን ብዛዕባ ስነ ምግባራዊ ስርዓታትን ዘለዎም ፍልጠት ንኺሰፍሕ ሓግዞም።

(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS/CHILDREN ርአ)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ