ትሕዝቶ
ለካቲት 2014
© 2014 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania.
ኣብ ኢንተርነት ዚርከብ
መንእሰያት
ንብዙሕ ሕቶታት ዚኸውን መጽሓፍ ቅዱሳዊ መልሲ ኽትረክብ ትኽእል ኢኻ፣ ነዚ ዚስዕብ የጠቓልል፦
• “ብትርኢተይ እምብዛ ድየ ዝጭነቕ፧”
• “ናይ ሓቂ ዓርኪ ዚብሃል መን እዩ፧”
• “ብዛዕባ እቲ ብሞባይል ዚለኣኽ ብዕሉግ ነገራት እንታይ ክፈልጥ ኣሎኒ፧”
“መዛኑኻ ብዛዕባ ጥዑይ ኣነባብራ ዝበልዎ” ዘርእስታ ቪድዮ እውን ርአ።
(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS > TEENAGERS ርአ)
ቈልዑ
ነዚ ብስእሊ እተደገፈ ዛንታ መጽሓፍ ቅዱስ ኣንብቦ። ነቲ ንጥፈት ተጠቒምካ ድማ፡ ደቅኻ ብዛዕባ ገጸ ባህርያት መጽሓፍ ቅዱስን ብዛዕባ ስነ ምግባራዊ ስርዓታትን ዘለዎም ፍልጠት ንኺሰፍሕ ሓግዞም።
(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS > CHILDREN ርአ)