ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • g 7/14 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • ንቕሑ!—2014
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ትሕዝቶ
    ንቕሑ!—2014
  • ትሕዝቶ
    ንቕሑ!—2014
  • ትሕዝቶ
    ንቕሑ!—2014
  • ትሕዝቶ
    ንቕሑ!—2014
ዝያዳ ርአ
ንቕሑ!—2014
g 7/14 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

ሓምለ 2014

© 2014 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania

ገበር

ዜሕዝን ነገራት ኬጋጥም ከሎ

 ዕንወት ንብረት

 ስእነት ጥዕና

 ሞት እተፍቅሮ ሰብ

ገጽ 4-7

3 ካብ ከባቢ ዓለም

8 ንስድራ ቤት

ብሞባይል መልእኽቲ ኽትልእኽ ከለኻ፡ ብኸመይ ጽቡቕ ጠባይ ከም እተርኢ

10 ሚልዮናት ይሳቐያ ኣለዋ—ሓገዝ ኪረኽባ ይኽእላዶ፧

14 ርእይቶ መጽሓፍ ቅዱስ

ሃይማኖት

16 ተነዲፉ ድዩ፧

ስርዓተ ምፍራይ እታ ንእንቋቝሖኣ ኣብ ከስዐኣ እትሓቝፎ እንቍርዖብ

ኣብ ኢንተርነት ዚርከብ

www.pr418.com

መንእሰያት

መንእሰያት ንዚሓትትዎ ብዙሕ ሕቶታት ዚኸውን መልሲ፡ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ፣ ነዚ ዚስዕብ ርእሰ ነገራት የጠቓልል፦

• “ብዛዕባ ጾታዊ ጕዳያት ንዘሎኒ እምነት ብኸመይ ክገልጽ እኽእል፧”

• “ሰባት ይሓምዩኒ እንተ ኣልዮምከ፧”

• “ምድንጓይ ክሓድጎ ዝኽእል ብኸመይ እየ፧”

ብዘይካዚ፡ “መዛኑኻ ብዛዕባ ገንዘብ ዝበልዎ” ዘርእስታ ቪድዮ ርአ።

(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS > TEENAGERS ርአ)

ቈልዑ

ስእልታት ዘለዎ ዛንታታት መጽሓፍ ቅዱስ ኣንብበሎም። ነቲ ንጥፈታት ዝሓዘ ገጻት፡ ደቅኻ ነቲ ብዛዕባ ገጸ ባህርያት መጽሓፍ ቅዱስን ስነ ምግባራዊ ስርዓታትን ዘለዎም ፍልጠት ንኼስፍሑሉ ተጠቐመሉ።

(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS > CHILDREN ርአ)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ