ትሕዝቶ
ሕዳር 2014
© 2014 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
ገበር
መፍትሕ ዜሐጕስ ህይወት
ገጽ 4-7
ኣብ ኢንተርነት ዚርከብ
መንእሰያት
መንእሰያት ንዚሓትትዎ ብዙሕ ሕቶታት ዚኸውን መልሲ፡ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ፣ ነዚ ዚስዕብ ርእሰ ነገር የጠቓልል፦
• “ነቲ ዚስምዓኒ ኽቱር ጓሂ ኽዋጽኣሉ ዝኽእል ብኸመይ እየ፧”
• “ንኻልኦት ክሕግዞም ዘሎኒ ስለምንታይ እየ፧”
ብዘይካዚ፡ “መዛኑኻ ብዛዕባ ገንዘብ ዚብልዎ” ዘርእስታ ቪድዮ ርአ።
(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS > TEENAGERS ርአ)
ቈልዑ
ስእልታት ዘለዎ ዛንታታት መጽሓፍ ቅዱስ ኣንብበሎም። ነቲ ንጥፈታት ዝሓዘ ገጻት፡ ደቅኻ ነቲ ብዛዕባ ገጸ ባህርያት መጽሓፍ ቅዱስን ስነ ምግባራዊ ስርዓታትን ዘለዎም ፍልጠት ንኼስፍሑሉ ተጠቐመሉ።
(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS > CHILDREN ርአ)