ትሕዝቶ መስከረም 2015 © 2015 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania 3 ገበርብዛዕባ ገንዘብ ሚዛናዊ ኣረኣእያ ይሃሉኻ 7 ካብ ከባቢ ዓለምኣትኵሮ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ 8 ንስድራ ቤትይቕረታ ብኸመይ ክትሓትት ትኽእል፧ 10 ከመይ ይመስል ነበረ፧ሄሮዶተስ 12 ሃገራትን ህዝብታትንናብ ኒከራግዋ እተገብረ ምብጻሕ 14 ርእይቶ መጽሓፍ ቅዱስድኽነት 16 ተነዲፉ ድዩ፧ነዳዲ ዘይቲ ዜሕቅቑ ደቀቕቲ ተህዋስያን ኣብ ኢንተርነት ዚርከብ መንእሰያት መዛኑኻ ዝበልዎገንዘብ ኣብዛ ቪድዮ እዚኣ፡ መንእሰያት ብዛዕባ ገንዘብ ምውጻእ ዘለዎም ርእይቶ ርአ። (ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS > TEENAGERS ርአ) ቈልዑ ዓርኪ የሆዋ ኹንሕያዋይ ኩን፡ ዘሎካ ድማ ኣማቕል ክልተ ቘልዑ ኻብ ወለዶም መጻወቲ ተቐቢሎም። እሞ ደኣ፡ ነቲ እተቐበልዎ ህያብ ንሓድሕዶም ኪማቐልዎ ድዮም፧ (ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS > CHILDREN ርአ)