መእተዊ
ተክኖሎጂ ጐይታኻ ድዩ ወይስ ኣገልጋሊኻ፧ ብዙሓት ሰባት ኤለክትሮኒካዊ ናውቶም ይቈጻጸሮም ዘይኰነስ፡ ይቈጻጸርዎ ኸም ዘለዉ እዮም ዚሓስቡ። እንተዀነ ግና፡ ተክኖሎጂ ንሰባት ብዝረቐቐ መገዲ ሕማቕ ጽልዋ ኼሕድረሎም ይኽእል እዩ።
ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።
እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።