ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • g21 ቍ. 3 ገጽ 16
  • ነቲ መርትዖ መርምሮ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ነቲ መርትዖ መርምሮ
  • ንቕሑ!—2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ደቅኻ ኣብ ፈጣሪ ድልድልቲ እምነት ክትህልዎም ሓግዞም
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ህይወት ብኸመይ ጀሚራ፧
    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!—ኣሳታፊ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ
  • ኣብ ፈጣሪ ዘሎካ እምነት ኣደልድል
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2021
  • ነታ ብስራት ኣምላኽ ዘርእስታ ብሮሹር ብኸመይ ከም እትጥቀመላ
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
ዝያዳ ርአ
ንቕሑ!—2021
g21 ቍ. 3 ገጽ 16
ሓደ መንእሰይ ኣብ ቤተ መጻሕፍቲ፡ “ዎዝ ላይፍ ክሪኤትድ፧” ዘርእስታ ብሮሹር ካብ ታብለቱ የንብብ።

ነቲ መርትዖ መርምሮ

እዛ ሕታም ንቕሑ! እዚኣ፡ ዩኒቨርስ ከም እተፈጥረ ዚሕብር ገለ መርትዖታት ሒዛ ኣላ። ነቲ መርትዖ ባዕልኻ መርምሮ፣ ኣብ ህልውና ፈጣሪ ኽትኣምን ዜኽእል መሰረት እንተ ኣልዩ እውን ወስን። ተወሳኺ ኣስተምሃሪ ቪድዮታትን ጽሑፋትን ኣብዚ ተዘርዚሩ ኣሎ። ኣርእስቱ ኣብ jw.org ድለ፦

ብዙሓት ምሁራት ብፈጣሪ ዚኣምኑ ስለምንታይ እዮም፧

ርእይቶታት ብዛዕባ መበቈል ህይወት ኣብ ዚብል ተኸታታሊ ቪድዮታት ዚርከብ ቃለ መጠይቓት ርአ።

ትምህርቲ ፍልቀት ኣብ ጭቡጥ ሓቅታት እተመስረተ ድዩ፧

ኣብታ ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! እትብሃል መጽሓፍ፡ “ህይወት ብኸመይ ጀሚራ፧” ዘርእስታ ትምህርቲ 06 ኣንብብ።

ብፈጣሪ ምእማንሲ ርትዓዊ ኣተሓሳስባ ድዩ፧

መዛኑኻ እንታይ ይብሉ፧—ብኣምላኽ ምእማን ዘርእስታ ቪድዮ ርአ።

ብመጽሓፍ ቅዱስ ምእማንሲ ርትዓዊ ኣተሓሳስባ ድዩ፧

ኣብታ ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! እትብሃል መጽሓፍ፡ “ንመጽሓፍ ቅዱስ ክትኣምኖ ትኽእል ዲኻ፧” ዘርእስታ ትምህርቲ 03 ኣንብብ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ