ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • yp2 ገጽ 216-217
  • ስምዒታትካ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ስምዒታትካ
  • መንእሰያት ዚሓትዎ ሕቶታትን ተግባራዊ መልስታቱን፡ 2ይ ጥራዝ
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ክፍሊ 7--ምስ ኣንጻር ጾታ ንምልላይ ኢልካ ዝግበር ምቍጻር: ፍቕሪ: ከምኡውን ኣንጻር ጾታ
    መንእሰያት ዝሓትዎ ሕቶታትን ተግባራዊ መልስታቱን
  • ናብ ኣገልግሎት የሱስ ኣብ ዜምርሕ እዋን
    የሱስ—መገድን ሓቅን ህይወትን
  • ንጾታዊ ሓሳባት ብኸመይ ከርሕቖ እኽእል፧
    መንእሰያት ዚሓትትዎ
  • ንደቅኻ ብዛዕባ ጾታዊ ነገራት ኣዘራርቦም
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2010
ዝያዳ ርአ
መንእሰያት ዚሓትዎ ሕቶታትን ተግባራዊ መልስታቱን፡ 2ይ ጥራዝ
yp2 ገጽ 216-217

7ይ ክፋል

ስምዒታትካ

ካብዚ ዚስዕብ ስምዒታት፡ ኣየናይ እዩ ልዕሊ ዅሉ ዚስምዓካ፧

□ ቍጥዓይ ምቍጽጻር የጸግመኒ።

□ ኣይረብሕን እየ፡ ዋላ ሓንቲ ነገር ብግቡእ ከሳልጥ ኣይክእልን እየ።

□ ብሓዘን ተዋሒጠ እየ ዝነብር። ሓጐስ ዚበሃል የብለይን።

□ ንጾታዊ ሓሳባት ካብ ኣእምሮይ ከርሕቖ ኣይከኣልኩን።

□ ሓድሓደ ግዜ ኸም ናተይ ዓይነት ጾታ ብዘለዎም ሰባት እሰሓብ።

ሓደ ኻብዚ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ስምዒታት ዚስምዓካ እንተ ዀይኑ፡ ተስፋ ኣይትቝረጽ! ስምዒታትካ ኣብ ክንዲ ዚቈጻጸረካ፡ ንስኻ ንስምዒታትካ ብኸመይ ክትቈጻጸሮ ኸም እትኽእል ኣብ ምዕራፍ 26-29 ክትመሃር ኢኻ።

[ኣብ ገጽ 216, 217 ምሉእ ስእሊ ይርከብ]

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ