ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ll ክፋል 10 ገጽ 22-23
  • እቶም ንኣምላኽ ዚሰምዕዎ ዘበሉ፡ እንታይ በረኸት ኪረኽቡ እዮም፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • እቶም ንኣምላኽ ዚሰምዕዎ ዘበሉ፡ እንታይ በረኸት ኪረኽቡ እዮም፧
  • ንኣምላኽ ስምዓዮ እሞ ንዘለኣለም ክትነብር ኢኻ
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ክፍሊ 10
    ንኣምላኽ ስምዓዮ
  • “እንሆ፡ ንዅሉ እሕድሶ ኣለኹ”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2013
  • ኣዕሩኽ ኣምላኽ ኣብ ገነት ክነብሩ እዮም
    ዓርኪ ኣምላኽ ክትከውን ትኽእል ኢኻ!
  • ኣምላኽ ንምድሪ ዘለዎ ዕላማ እንታይ ኢዩ፧
    ኣምላኽ ካባና ዝደልዮ ብቕዓት እንታይ ኢዩ፧
ዝያዳ ርአ
ንኣምላኽ ስምዓዮ እሞ ንዘለኣለም ክትነብር ኢኻ
ll ክፋል 10 ገጽ 22-23

ክፍሊ 10

እቶም ንኣምላኽ ዚሰምዕዎ ዘበሉ፡ እንታይ በረኸት ኪረኽቡ እዮም፧

መብዛሕትኦም ምዉታት፡ ኣብ ምድሪ ኺትንስኡ እዮም። ግብሪ ሃዋርያት 24:15

ሰባት ኣብ ገነት ካብ ምዉታት ንዝተንስኡ ይቕበልዎም

ብዛዕባ እቲ ንየሆዋ እንተ ሰሚዕካዮ እትረኽቦ በረኸት እሞ ሕሰብ። ምሉእ ጥዕና ኺህልወካ እዩ፣ ዚሓምም ወይ ዚማስን ሰብ እውን ኣይኪህሉን እዩ። እኩያት ሰባት ስለ ዘይህልዉ፡ ንዅሉ ሰብ ክትኣምኖ ኢኻ።

ስቓይ፡ ሓዘን፡ ወይ ንብዓት ኣይኪህሉን እዩ። እርጋንን ሞትን እውን ኣይኪህሉን እዩ።

ብፈተውትኻን ብስድራ ቤትካን ተኸቢብካ ኽትነብር ኢኻ። ኣብ ገነት ዚህሉ ህይወት ዜሐጕስ ኪኸውን እዩ።

ፍርሂ ዚብሃል ኣይኪህሉን እዩ። ሰባት ከኣ ብሓቂ ሕጉሳት ኪዀኑ እዮም።

መንግስቲ ኣምላኽ ንዅሉ መከራ ኸተወግዶ እያ። ራእይ 21:3, 4

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ