ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ll ክፋል 14 ገጽ 30-31
  • ንየሆዋ እሙን ምዃንካ ብኸመይ ከተርኢ ትኽእል፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንየሆዋ እሙን ምዃንካ ብኸመይ ከተርኢ ትኽእል፧
  • ንኣምላኽ ስምዓዮ እሞ ንዘለኣለም ክትነብር ኢኻ
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ክፍሊ 14
    ንኣምላኽ ስምዓዮ
  • ህይወተይ ንኣምላኽ ወፍየ ኽጥመቕዶ፧
    መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይምህረና፧
  • ንዘለኣለም ንምንባር ክትገብሮ ዝግብኣካ
    ኣብ ገነት ኣብ ምድሪ ንዘለኣለም ምንባር ትኽእል ኢኻ
  • ፍቕሪ ኣምላኽ ንዘለኣለም ይነብር
    ኣብ ፍቕሪ ኣምላኽ ብኸመይ ትጸንዕ፧
ዝያዳ ርአ
ንኣምላኽ ስምዓዮ እሞ ንዘለኣለም ክትነብር ኢኻ
ll ክፋል 14 ገጽ 30-31

ክፍሊ 14

ንየሆዋ እሙን ምዃንካ ብኸመይ ከተርኢ ትኽእል፧

ኣብ ጐድኒ ኣምላኽ ቁም። 1 ጴጥሮስ 5:6-9

ሓደ ክርስትያን ኣብ ናይ ሓሶት ሃይማኖት ወይ ኣብ ፖለቲካዊ ጕዳያት ምክፋል ይኣቢ

ምስ መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ዘይቃዶ ዝዀነ ይኹን ልምድታት ኣይትሳተፍ። ከምኡ ምግባር፡ ትብዓት ይሓትት እዩ።

ኣብ ፖለቲካዊ ጕዳያት ኢድካ ኣይተእቱ፣ ፖለቲካዊ ውድባት ንየሆዋን ንመንግስቱን ኣይድግፋን እየን።

  • የሆዋ ንእሙናቱ ይሕልዎም እዩ።—መዝሙር 97:10።

ቅኑዕ ምርጫ ግበር—ንኣምላኽ ስምዓዮ። ማቴዎስ 7:24, 25

ሓደ ሰብኣይ ኣብ ኣብ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ኣብ ዚግበር ኣኼባ ይካፈል፡ ምስ ሓደ ናይ የሆዋ ምስክር ድማ መጽሓፍ ቅዱስ የጽንዕ

ምስ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ሕበር፣ ንሳቶም እውን ንኣምላኽ ክትቀርቦ ኺሕግዙኻ እዮም።

ወትሩ ብዛዕባ ኣምላኽ ተምሃር፣ ትእዛዛቱ ድማ ሓሉ።

ሓደ ሰብኣይ ብጸሎት ርእሱ ንየሆዋ ይውፊ፡ ጸኒሑ ድማ ይጥመቕ

እምነትካ ምስ ደልደለት፡ ርእስኻ ንየሆዋ ኽትውፍን ክትጥመቕን ኣሎካ።—ማቴዎስ 28:19።

ንኣምላኽ ስምዓዮ። መጽሓፍ ቅዱስ ኣንብብ፣ ንመጽሓፍ ቅዱስ ክትርድኦ ምእንቲ ኺሕግዙኻ ድማ፡ ንናይ የሆዋ መሰኻኽር ሕተቶም። ድሕሪኡ፡ ነቲ እተምሃርካዮ ኣብ ግብሪ ኣውዕሎ። ከምኡ እንተ ጌርካ፡ ንዘለኣለም ክትነብር ኢኻ።—መዝሙር 37:29።

  • ተነሳሕ እሞ፡ ይቕረ ኺብሃለልካ እዩ።—ግብሪ ሃዋርያት 3:19, 20።

  • ብመገዲ ህይወት ተመላለስ።—ማቴዎስ 7:13, 14።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ