ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • snnw መዝሙር 137
  • ኣትብዓና

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣትብዓና
  • ንየሆዋ ዘምሩሉ—ሓድሽ መዝሙራት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ኣትብዓና
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ‘ቃል ኣምላኽ ብትብዓት ተዛረብ’
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2010
  • ንየሱስ ምሰሎ—ብትብዓት ስበኽ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2009
  • ብትብዓትዶ ትሰብኽ ኢኻ፧
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2000
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ዘምሩሉ—ሓድሽ መዝሙራት
snnw መዝሙር 137

መዝሙር 137

ኣትብዓና

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

(ግብሪ ሃዋርያት 4:29)

  1. ክንምክስረሎም ከለና፡

    ብዛዕባ ዓብዪ ስምካ፡

    ብዙሓት ይጻረሩና፡

    ይገብሩልና ማሕለኻ።

    ንዓኻ’ና ንእዘዝ፡

    ዋላ’ኳ ተጕባዕብዑልና።

    ስለዚ፡ ሃበና መንፈስካ፡

    የሆዋ፡ ስማዕ ጸሎትና።

    (ኣዝማች)

    ኣትብዓና፡ ኦ የሆዋ፡

    ክንነግር መልእኽትኻ፣

    ብዘላ ምድሪ ኽትሰምዕ፡

    ለግሰልና ሓይልኻ።

    ኣርማጌዶን ቀሪባ’ላ፡

    ግን ክሳዕ እትመጸልና፡

    ኣትብዓና፡ ኦ የሆዋ፡

    ኣብ ስብከትና።

  2. ንፈርህ እኳ ’ተ ዀንና፡

    ፍጥረትና ዀይኑ ሓመድ።

    ደገፍካ የበርትዓና፡

    ነሰንፎ ንስምባድ።

    ምፍርራሆም ርአ፡

    ንታህዲዶም’ውን ተመልከት፣

    ንልምን ክትህበና ትብዓት፡

    ክንጸንዕ ኣብ ዕዮ ስብከት።

    (ኣዝማች)

    ኣትብዓና፡ ኦ የሆዋ፡

    ክንነግር መልእኽትኻ፣

    ብዘላ ምድሪ ኽትሰምዕ፡

    ለግሰልና ሓይልኻ።

    ኣርማጌዶን ቀሪባ’ላ፡

    ግን ክሳዕ እትመጸልና፡

    ኣትብዓና፡ ኦ የሆዋ፡

    ኣብ ስብከትና።

(1 ተሰ. 2:2፣ እብ. 10:35 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ