ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • snnw መዝሙር 140
  • ህይወት ፈላሚ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ህይወት ፈላሚ
  • ንየሆዋ ዘምሩሉ—ሓድሽ መዝሙራት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ህይወት ፈላሚ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ተኣምር ህይወት
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ኪጸንዑ ኣሰልጥኖም
    ንየሆዋ ዘምሩሉ—ሓድሽ መዝሙራት
  • የሆዋ እዩ ስምካ
    ንየሆዋ ዘምሩሉ—ሓድሽ መዝሙራት
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ዘምሩሉ—ሓድሽ መዝሙራት
snnw መዝሙር 140

መዝሙር 140

ህይወት ፈላሚ

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

(መክብብ 11:6)

  1. ንግሆ ብጊሓቱ፡

    ጸሓይ ከይበረቐት፡

    ናብ ኣምላኽ ጸሊና

    ንወፍር ክንነግር ብስራት፣

    ንሰባት ነበስር

    ብድሙቕ ፍሽኽታ።

    ይስምዑ ይእበዩ ነገልግል ጸኒዕና ብደስታ።

    (ኣዝማች)

    ነዚ’ና ሓሪና፡

    ብፍታው መሪጽና፡

    ክንነብር ንየሆዋ ኢልና።

    ንፍጽም ዕዮና፡

    ንዅሉ ኽኢልና፡

    በዚ’ውን ንገልጽ

    ልባዊ ፍቕርና።

  2. ምሸት ምስ መሰየ፡

    ጸሓይ ምስ ዓረበት፡

    ኣካልና’ኳ ይድከም፡

    ልብና ግን ኣለዎ ዕግበት።

    ንፈትዎ ህይወት’ዩ፡

    ብሉጽ ’ንህበሉ፣

    የሆዋ ይመስገን ባሪኹና ኣሎ ብዅሉ።

    (ኣዝማች)

    ነዚ’ና ሓሪና፡

    ብፍታው መሪጽና፡

    ክንነብር ንየሆዋ ኢልና።

    ንፍጽም ዕዮና፡

    ንዅሉ ኽኢልና፡

    በዚ’ውን ንገልጽ

    ልባዊ ፍቕርና።

(እያ. 24:15፣ መዝ. 92:2፣ ሮሜ 14:8 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ