ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sjj መዝሙር 4
  • “የሆዋ ጓሳይየይ እዩ”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “የሆዋ ጓሳይየይ እዩ”
  • ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “የሆዋ ጓሳየይ እዩ”
    ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • የሆዋ ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሪ ንዓኻ እንታይ ትርጉም ኣለዎ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2021
  • የሆዋ ጓሳና እዩ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2005
  • እሙናት ንኹን
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
sjj መዝሙር 4

መዝሙር 4

“የሆዋ ጓሳይየይ እዩ”

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

(መዝሙር 23)

  1. 1. የሆዋ ጓሳይየይ’ዩ፣

    ንሱ’ዩ ዚመርሓኒ።

    ውሽጠይ ዘሎ ኣይስወሮን’ዩ፣

    ብልክዕ ይፈልጠኒ።

    ማያት ናብ ዘለዎ ቦታ፡

    ናብ ልሙዕ ይወስደኒ።

    ብተኣማንነት’ውን ኣፍቂሩ፡

    ወትሩ ይሕብሕበኒ።

    ብተኣማንነት ኣፍቂሩ፡

    ወትሩ ይሕብሕበኒ።

  2. 2. ዜሐድስ’ዩ መገድኻ፡

    መገድታት ጽድቅኻ፣

    ምርሓኒ ብጐደና ሓቂ፡

    ምእንቲ ስምካ ኢልካ።

    ጸልማት ኣብ ዘለዎ ቦታ፡

    እተብዕ ብምርኵስካ፣

    ከይጕዳእ ከቶ ኣይፈርህን’የ፡

    መዕቈብየይ እንዲኻ።

    ከይጕዳእ ከቶ ኣይፈርህን፡

    መዕቈብየይ እንዲኻ።

  3. 3. የሆዋ ትጓስየኒ’ኻ፣

    ክምራሕ’የ ብኣኻ።

    ዜድልየኒ ትልግሰለይ፡

    ሓንቲ’ኳ ኸየጕደልካ።

    ህያው ኣምላኽ ብምዃንካ፡

    ርግጽ እሙን’ዩ ተስፋይ።

    ’ቲ ዓብዪ ፍቕርኻ ምስ ሰናይካ፡

    ይስዓበኒ ኣብ ዕድመይ።

    ዓብዪ ፍቕርኻ ምስ ሰናይካ፡

    ይስዓበኒ ኣብ ዕድመይ።

(መዝ. 28:9፣ 80:1 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ