ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sjj መዝሙር 9
  • የሆዋ እዩ ንጉስና!

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • የሆዋ እዩ ንጉስና!
  • ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • የሆዋ እዩ ንጉስና!
    ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • መንግስትኻ ቘይማ—“ትምጻእ” ኢልና ንልምን
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • መንግስትኻ ቘይማ—“ትምጻእ” ኢልና ንልምን
    ንየሆዋ ዘምሩሉ—ሓድሽ መዝሙራት
  • “ሓጐስ የሆዋ”
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
sjj መዝሙር 9

መዝሙር 9

የሆዋ እዩ ንጉስና!

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

(መዝሙር 97:1)

  1. 1. ክብሪ ንሃቦ ንየሆዋ፣

    ሰማያት’ውን ጽድቁ ይኣውጁሉ።

    ንዘምር ንኣምላኽ ናይ ውዳሰ መዝሙር፣

    ብዛዕባ ግብሩ ነውርየሉ።

    (ኣዝማች)

    ሰማይ ባህ ይበሎ፡ ምድሪ ትተሓጐስ፡

    የሆዋ ኣምላኽ ኰይኑ ንጉስ!

    ሰማይ ባህ ይበሎ፡ ምድሪ ትተሓጐስ፡

    የሆዋ ኣምላኽ ኰይኑ ንጉስ!

  2. 2. ክብሩ ነዘንቱ ንህዝብታት፣

    ንዓናስ የሆዋ’ዩ ኣምላኽ ድሕነት።

    የሆዋ ነጊሱ፡ ’ግብኦ ውዳሰ፣

    ንገዛእ ነቲ ወሃብ ህይወት።

    (ኣዝማች)

    ሰማይ ባህ ይበሎ፡ ምድሪ ትተሓጐስ፡

    የሆዋ ኣምላኽ ኰይኑ ንጉስ!

    ሰማይ ባህ ይበሎ፡ ምድሪ ትተሓጐስ፡

    የሆዋ ኣምላኽ ኰይኑ ንጉስ!

  3. 3. ቅኑዕ ግዝኣቱ ተመስሪቱ፣

    ቅቡእ ወዱ ኣንቢሩ ኣብ ዝፋኑ።

    ኣማልኽቲ ዓለም ይሕፈሩ፡ ይድነኑ፣

    ክብሪ ይግባእ ንያህ በይኑ።

    (ኣዝማች)

    ሰማይ ባህ ይበሎ፡ ምድሪ ትተሓጐስ፡

    የሆዋ ኣምላኽ ኰይኑ ንጉስ!

    ሰማይ ባህ ይበሎ፡ ምድሪ ትተሓጐስ፡

    የሆዋ ኣምላኽ ኰይኑ ንጉስ!

(1 ዜና 16:9፣ መዝ. 68:20፣ 97:6, 7 እውን ርኣ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ