ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sjj መዝሙር 57
  • ንዅሉ ዓይነት ሰብ ንስበኽ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንዅሉ ዓይነት ሰብ ንስበኽ
  • ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንዅሉ ዓይነት ሰብ ንስበኽ
    ንየሆዋ ዘምሩሉ—ሓድሽ መዝሙራት
  • ወትሩ ጠምት ናብቲ ዓስቢ!
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ኪጸንዑ ኣሰልጥኖም
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ንዑናይ ናብ ከረን የሆዋ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
sjj መዝሙር 57

መዝሙር 57

ንዅሉ ዓይነት ሰብ ንስበኽ

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

(1 ጢሞቴዎስ 2:4)

  1. 1. ኣምላኽና ፍጹም’ዩ ዘየዳሉ፡

    ድሌትና’ዩ ኽንመስሎ ኣብ ኵሉ፣

    ድሕነት ኵሉ ዓይነት ሰብ ይደሊ፡

    ሓላዪ’ዩ ዋላ ዘይፈላሊ።

    (ኣዝማች)

    ሰብ ካብ ሰብ ከይፈለና፡

    ቦታ’ውን ከይመረጽና፡

    ንዅሉ ንነግር ቃል ኣምላኽና።

    ንዓዪ’ና ብትግሃት፡

    ተደሪኽና ብሓልዮት፡

    ነበስር ንዅሎም ዓይነት ሰባት።

  2. 2. ኣየገድሰናን’ዩ ትርኢቶም፡

    መንበሪኦም፡ ኣከዳድናኦም፡

    ዜገድስሲ ’ቲ ዅነታት ልቦም፡

    ‘ቲ የሆዋ ዚርእዮ ኣብ ውሽጦም።

    (ኣዝማች)

    ሰብ ካብ ሰብ ከይፈለና፡

    ቦታ’ውን ከይመረጽና፡

    ንዅሉ ንነግር ቃል ኣምላኽና።

    ንዓዪ’ና ብትግሃት፡

    ተደሪኽና ብሓልዮት፡

    ነበስር ንዅሎም ዓይነት ሰባት።

  3. 3. ንዚመጹ ንዓለም ጠንጢኖም፡

    የሆዋ ብታሕጓስ ይቕበሎም፣

    ’ዚ ምዃኑ ስለ እንግንዘብ፡

    ንሰብከሉ ንዅሉ ዓይነት ሰብ።

    (ኣዝማች)

    ሰብ ካብ ሰብ ከይፈለና፡

    ቦታ’ውን ከይመረጽና፡

    ንዅሉ ንነግር ቃል ኣምላኽና።

    ንዓዪ’ና ብትግሃት፡

    ተደሪኽና ብሓልዮት፡

    ነበስር ንዅሎም ዓይነት ሰባት።

(ዮሃ. 12:32፣ ግብ. 10:34፣ 1 ጢሞ. 4:10፣ ቲቶ. 2:11 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ