ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sjj መዝሙር 102
  • ‘ንድኹማት ንደግፍ’

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ‘ንድኹማት ንደግፍ’
  • ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “ንድኹማት ምእላይ”
    ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • ‘ነንሓድሕድኩም ፍቕሪ ትሃልውኩም’
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2003
  • ንሰብኣዊ ድኽመት ከምቲ የሆዋ ዚርእዮ ጌርካ ዲኻ እትርእዮ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2014
  • “ምስ ዝደክም፡ ሽዑ እየ ዝብርትዕ”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2020
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
sjj መዝሙር 102

መዝሙር 102

‘ንድኹማት ንደግፍ’

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

(ግብሪ ሃዋርያት 20:35)

  1. 1. ብዙሕ እዩ ድኽመትና፡

    ዝደቘሰና፣

    ኣምላኽ ግን ይሓልየልና፡

    ’ወ የፍቅረና፣

    መሓሪ’ዩ ፈቃር፡

    ብርቱዕ እዩ ሓያል።

    ንሕና’ውን ንሽጉራት፡

    ነርኢ ፍቕርና።

  2. 2. ብርቱዓት ዝነበሩ፡

    እንተ ደኺሞም፡

    ብዜጸናንዕ ቃላት፡

    ነህድእ ልቦም።

    ኣምላኽ ይሓልየሎም፡

    ድማ የበርትዖም፣

    ድንጋጸና ነርእዮም፡

    ንራሕርሓሎም።

  3. 3. ንድኹም ኣይንዀንን፡

    ነበርትዕ እምበር፣

    ሕያውነት ነርእዮ፡

    ብጽቡቕ ተግባር።

    ኣጆና ንበርትዕ፡

    ሃየ ነተባብዕ፣

    ደገፍና እንተ ሂብና፡

    ፍቕሪ ትስዕር።

(ኢሳ. 35:3, 4፣ 2 ቈረ. 11:29፣ ገላ. 6:2 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ