ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sjj መዝሙር 103
  • ውህበት ሰባት ዝዀኑ ጓሶት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ውህበት ሰባት ዝዀኑ ጓሶት
  • ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንሓቂ ኣጥርያ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • “ነቲ መጓሰ ኣርኣያ” ዚዀኑ ጓሶት
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2006
  • ኪጸንዑ ኣሰልጥኖም
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • የሆዋ እዩ ስምካ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
sjj መዝሙር 103

መዝሙር 103

ውህበት ሰባት ዝዀኑ ጓሶት

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

(ኤፌሶን 4:8)

  1. 1. የሆዋ ይሕግዘና’ዩ፡

    ብጓሶት ኣቢሉ፣

    ብኣብነቶም የርእየና፡

    ’ንመላለሰሉ።

    (ኣዝማች)

    ኣምላኽ ሂቡና ውህበት ሰባት፡

    እሙናት፡ ሓቀኛታት፣

    ነባጊዑ’ውን ዚሓልዩለን፡

    ዚምግቡና ፍልጠት።

  2. 2. ጓሶትና ስለ ዜፍቅሩና፡

    ይከናኸኑና፣

    ’ተ ጕሂና ወይ ’ተ ሓዚንና፡

    የጸናንዑና።

    (ኣዝማች)

    ኣምላኽ ሂቡና ውህበት ሰባት፡

    እሙናት፡ ሓቀኛታት፣

    ነባጊዑ’ውን ዚሓልዩለን፡

    ዚምግቡና ፍልጠት።

  3. 3. ካብ ሓቂ መታን ከይነላግስ፡

    ምኽሪ ይህቡና፣

    ንኣምላኽ መታን ከነገልግል፡

    ወትሩ ይምዕዱና።

    (ኣዝማች)

    ኣምላኽ ሂቡና ውህበት ሰባት፡

    እሙናት፡ ሓቀኛታት፣

    ነባጊዑ’ውን ዚሓልዩለን፡

    ዚምግቡና ፍልጠት።

(ኢሳ. 32:1, 2፣ ኤር. 3:15፣ ዮሃ. 21:15-17፣ ግብ. 20:28 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ