ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sjj መዝሙር 119
  • እምነት ትሃልወና

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • እምነት ትሃልወና
  • ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • እምነት ትሃልወና
    ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • “እምነት ወስኸና”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2015
  • የሆዋ ኣብ ዘተስፈዎ ተስፋታት ከም እትኣምን ኣርኢ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)—2016
  • ብእምነተይ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
sjj መዝሙር 119

መዝሙር 119

እምነት ትሃልወና

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

(እብራውያን 10:38, 39)

  1. 1. ብዙሕ ሳዕ ኣምላኽ ብነብያት ገይሩ

    ተዛሪቡ’ዩ ሓቢሩ፡

    ሎሚ ብወዱ ንዅሎም ሰባት

    ኪንስሑ ነጊሩ።

    (ኣዝማች)

    እምነትካ ድያ ድልድልቲ፧

    ንድሕነት እምነት ተድሊ።

    ተርእያ ዲኻ ብግብሪ፧

    ንህይወትካ ትገብሮ ቐጻሊ።

  2. 2. ትእዛዝ ክርስቶስ ንቕበል ኢና፡

    ሓቂ መንግስቲ ንምስክር፣

    ብዘይ ስክፍታ ቓሉ ንምህር፡

    ነታ ሓቂ ነበስር።

    (ኣዝማች)

    እምነትካ ድያ ድልድልቲ፧

    ንድሕነት እምነት ተድሊ።

    ተርእያ ዲኻ ብግብሪ፧

    ንህይወትካ ትገብሮ ቐጻሊ።

  3. 3. ኣይንምለስን፡ ድሕር ኣይንብልን፡

    ጽንዕቲ እያ እምነትና፣

    እምንቶና’ዩ የሆዋ ኣምላኽ፣

    ቀሪቡ’ዩ ድሕነትና።

    (ኣዝማች)

    እምነትካ ድያ ድልድልቲ፧

    ንድሕነት እምነት ተድሊ።

    ተርእያ ዲኻ ብግብሪ፧

    ንህይወትካ ትገብሮ ቐጻሊ።

(ሮሜ 10:10፣ ኤፌ. 3:12፣ እብ. 11:6፣ 1 ዮሃ. 5:4 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ