ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • CA-brpgm17 ገጽ 3
  • መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ
  • መደብ ኣኼባ ወረዳ 2016-2017—ምስ ተወካሊ ቤት ጽሕፈት ጨንፈር (CA-brpgm17)
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ነቲ ዜፍቅረካ ኣምላኽ ኣፍቅሮ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2006
  • “ሕውነታዊት ፍቕርኹም ትጽናዕ”!
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)—2016
  • ካብቲ “የሱስ ዜፍቅሮ ወደ መዝሙር” ዚርከብ ትምህርቲ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2021
  • ‘ንየሆዋ ኣምላኽካ ኣፍቅሮ’
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2014
ዝያዳ ርአ
መደብ ኣኼባ ወረዳ 2016-2017—ምስ ተወካሊ ቤት ጽሕፈት ጨንፈር (CA-brpgm17)
CA-brpgm17 ገጽ 3

መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ፦

  1. እታ ዓባይ ትእዛዝ እንታይ እያ፧ ኣገዳሲት ዝዀነትከ ስለምንታይ እያ፧ (ማቴ. 22:37, 38፣ ማር. 12:30)

  2. ንፍቕሪ እዛ ዓለም እዚኣ ኸነወግዶ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (1 ዮሃ. 2:15-17)

  3. ንሰባት፡ “ንስም የሆዋ ኼፍቅሩ” ኽንምህሮም እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (ኢሳ. 56:6, 7)

  4. ግብዝና ዘይብላ ሕውነታዊት ፍቕሪ ኸነርኢ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (1 ዮሃ. 4:21)

  5. ወለዲ ንውሉዳቶም ንየሆዋ ኼፍቅሩ ኺምህርዎም ዚኽእሉ ብኸመይ እዮም፧ (ዘዳ. 6:4-9)

  6. የሆዋ ናይ ቀረባ ዓርክኹም ከም ዝዀነ ኸተርእዩ እትኽእሉ ብኸመይ ኢኹም፧ (1 ዮሃ. 5:3)

  7. ንየሆዋ ዘላትና ፍቕሪ ኣብ ምዕቃባ ወይ እንደገና ኣብ ምምዕባላ ኽንዕወት እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (ራእ. 2:4, 5)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ