ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • CO-pgm17 ገጽ 2-3
  • ዓርቢ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ዓርቢ
  • መደብ ኣኼባ ዞባ 2017
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ዓርቢ
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2019
  • ሰንበት
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2024
  • ቀዳም
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2017
  • ዓርቢ
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2024
ዝያዳ ርአ
መደብ ኣኼባ ዞባ 2017
CO-pgm17 ገጽ 2-3
ዓርቢ ቕድሚ ቐትሪ ኣብ ኣኼባ ዞባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር 2017 ንዚቐርብ መደብ ዜጕልሕ ስእሊ።

ዓርቢ

“ሰናይ ንምግባር ኣይንሰልኪ”​—ገላትያ 6:9

ቅድሚ ቐትሪ

  • 9:20 ሙዚቃዊ ቪድዮ

  • 9:30 መዝሙር ቍ. 77ን ጸሎትን

  • 9:40 መደረ ኣቦ መንበር፦ ምናዳ ሕጂ ኽንሕለል የብልናን! (ራእይ 12:12)

  • 10:15 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ‘ከየቋረጽኩም’ ስበኹ

    • ብዘይወግዓዊ መገዲ (ግብሪ ሃዋርያት 5:42፣ መክብብ 11:6)

    • ኣብ በቤት (ግብሪ ሃዋርያት 20:20)

    • ብግህዶ (ግብሪ ሃዋርያት 17:17)

    • ደቀ መዛሙርቲ ምግባር (ሮሜ 1:14-16፣ 1 ቈረንቶስ 3:6)

  • 11:05 መዝሙር ቍ. 76ን ምልክታታትን

  • 11:15 ድራማዊ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ የሆዋ ንህዝቡ የናግፎም (ዘጸኣት 3:1-22፣ 4:1-9፣ 5:1-9፣ 6:1-8፣ 7:1-7፣ 14:5-10, 13-31፣ 15:1-21)

  • 11:45 የሆዋ—ካብ ኵሉ ዝዓበየ ኣብነት ተጻዋርነት (ሮሜ 9:22, 23፣ 15:13፣ ያእቆብ 1:2-4)

  • 12:15 መዝሙር ቍ. 115ን ዕረፍትን

Visual highlights of the Friday afternoon program of the 2017 convention of Jehovah’s Witnesses.

ድሕሪ ቐትሪ

  • 1:25 ሙዚቃዊ ቪድዮ

  • 1:35 መዝሙር ቍ. 128

  • 1:40 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ተጻወሩ

    • ግፍዒ (ማቴዎስ 5:38, 39)

    • እርጋን (ኢሳይያስ 46:4፣ ይሁዳ 20, 21)

    • ዘይፍጽምናና (ሮሜ 7:21-25)

    • ውርደት (ገላትያ 2:11-14፣ እብራውያን 12:5, 6, 10, 11)

    • ሕዱር ሕማም (መዝሙር 41:3)

    • ሞት ሰብና (መዝሙር 34:18)

    • መስጐጕቲ (ራእይ 1:9)

  • 2:55 መዝሙር ቍ. 136ን ምልክታታትን

  • 3:05 ድራማ፦ ንሰበይቲ ሎጥ ዘክርዋ—1ይ ክፋል (ሉቃስ 17:28-33)

  • 3:35 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ክትጻወሩ ዜኽእለኩም ባህርያት ኣማዕብሉ

    • እምነት (እብራውያን 11:1)

    • ሕያውነት (ፊልጲ 4:8, 9)

    • ፍልጠት (ምሳሌ 2:10, 11)

    • ርእሰ ግትኣት (ገላትያ 5:22, 23)

  • 4:15 እንታይ እንተ ጌርኩም ኢኹም ‘ከቶ ዘይትወድቁ፧’ (2 ጴጥሮስ 1:5-10፣ ኢሳይያስ 40:31፣ 2 ቈረንቶስ 4:7-9, 16)

  • 4:50 መዝሙር ቍ. 3ን መዕጸዊ ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ