ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • rr ገጽ 88-89
  • ሰለስተ መሲሓዊ ትንቢታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ሰለስተ መሲሓዊ ትንቢታት
  • ንጹህ ኣምልኾ የሆዋ—ኣማስያኡስ ተመሊሱ!
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • 1. “እቲ ሕጋዊ መሰል ዘለዎ” (ህዝቅኤል 21:25-27)
  • 2. “ጊልያይ . . . ኬብልዐን፡ ጓሳአን ከኣ ኪኸውን እዩ” (ህዝቅኤል 34:22-24)
  • 3. “ኣብ ልዕሊ ዅላቶም . . . ሓደ ንጉስ [ንዘለኣለም] ኪነግሶም እዩ” (ህዝቅኤል 37:22, 24-28)
  • “ሓደ ጓሳ . . . ኸተንስኣለን እየ”
    ንጹህ ኣምልኾ የሆዋ—ኣማስያኡስ ተመሊሱ!
  • 1914—ኣብ ትንቢት መጽሓፍ ቅዱስ ኣገዳሲት ዓመት
    መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧
  • 100 ዓመት ዝጸንሐ ግዝኣት መንግስቲ ኣምላኽ ብኸመይ ይጸልወካ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2014
  • መጽናዕቲ ቝጽሪ 3-ንፍጻመታት ብመስርዕ ግዜ ምቕማር
    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ ዘበለ ጽሑፍ” ሓቅነቱ እተረጋገጸን ጠቓምን እዩ፣ መጽናዕቲ ቝ. 3
ዝያዳ ርአ
ንጹህ ኣምልኾ የሆዋ—ኣማስያኡስ ተመሊሱ!
rr ገጽ 88-89

ሳጹን ትምህርቲ 8ለ

ሰለስተ መሲሓዊ ትንቢታት

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

1. “እቲ ሕጋዊ መሰል ዘለዎ” (ህዝቅኤል 21:25-27)

ምዱብ ግዜያት ኣህዛብ (607 ቅ.ክ.–1914 ድ.ክ.)

  1. 607 ቅ.ክ.​—ጼዴቅያስ ካብ ዝፋኑ ወረደ

  2. 1914 ድ.ክ.​—እቲ ኣብታ መሲሓዊት መንግስቲ “ሕጋዊ መሰል” ዘለዎ የሱስ፡ ጓሳን ገዛእን ኰይኑ ነገሰ

ናብ ምዕራፍ 8፡ ሕጡብ ጽሑፍ 12-15 ተመለስ

2. “ጊልያይ . . . ኬብልዐን፡ ጓሳአን ከኣ ኪኸውን እዩ” (ህዝቅኤል 34:22-24)

ዳሕሮት መዓልትታት (1914 ድ.ክ.–ድሕሪ ኣርማጌዶን)

  1. 1914 ድ.ክ.​—እቲ ኣብታ መሲሓዊት መንግስቲ “ሕጋዊ መሰል” ዘለዎ የሱስ፡ ጓሳን ገዛእን ኰይኑ ነገሰ

  2. 1919 ድ.ክ.​—እሙንን ኣስተውዓልን ባርያ ንኣባጊዕ ኣምላኽ ኪጓሲ ተሸመ

    እሙናት ቅቡኣት ኣብ ትሕቲ እቲ መሲሓዊ ንጉስ ሓደ ዀኑ፣ ጸኒሖም ከኣ ምስ ብዙሓት ህዝቢ ሓደ ዀኑ

  3. ድሕሪ ኣርማጌዶን​—እቲ ንጉስ ዜምጽኦ በረኸት ዘለኣለማዊ እዩ

ናብ ምዕራፍ 8፡ ሕጡብ ጽሑፍ 18-22 ተመለስ

3. “ኣብ ልዕሊ ዅላቶም . . . ሓደ ንጉስ [ንዘለኣለም] ኪነግሶም እዩ” (ህዝቅኤል 37:22, 24-28)

ዳሕሮት መዓልትታት (1914 ድ.ክ.–ድሕሪ ኣርማጌዶን)

  1. 1914 ድ.ክ.​—እሙናት ቅቡኣት ኣብ ትሕቲ እቲ መሲሓዊ ንጉስ ሓደ ዀኑ፣ ጸኒሖም ከኣ ምስ ብዙሓት ህዝቢ ሓደ ዀኑ

  2. 1919 ድ.ክ.​—እሙንን ኣስተውዓልን ባርያ ንኣባጊዕ ኣምላኽ ኪጓሲ ተሸመ

    እሙናት ቅቡኣት ኣብ ትሕቲ እቲ መሲሓዊ ንጉስ ሓደ ዀኑ፣ ጸኒሖም ከኣ ምስ ብዙሓት ህዝቢ ሓደ ዀኑ

  3. ድሕሪ ኣርማጌዶን​—እቲ ንጉስ ዜምጽኦ በረኸት ዘለኣለማዊ እዩ

ናብ ምዕራፍ 8፡ ሕጡብ ጽሑፍ 23-26 ተመለስ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ