ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • rr ገጽ 131
  • ምልጋብ እቲ ኽልተ ዕንጨይቲ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልጋብ እቲ ኽልተ ዕንጨይቲ
  • ንጹህ ኣምልኾ የሆዋ—ኣማስያኡስ ተመሊሱ!
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “ንይሁዳ”
  • “ንዮሴፍ እቲ ዕንጨይቲ ኤፍሬም”
  • “ኣብ ኢድካ ሓደ ዕንጨይቲ ምእንቲ ኪኸውን”
  • ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)—2016
  • “ሓደ ህዝቢ ኽገብሮም እየ”
    ንጹህ ኣምልኾ የሆዋ—ኣማስያኡስ ተመሊሱ!
ንጹህ ኣምልኾ የሆዋ—ኣማስያኡስ ተመሊሱ!
rr ገጽ 131

ሳጹን ትምህርቲ 12ሀ

ምልጋብ እቲ ኽልተ ዕንጨይቲ

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

የሆዋ ንህዝቅኤል፡ ክልተ ዕንጨይቲ ወሲዱ፡ ኣብቲ ሓደ “ንይሁዳ፡” ኣብቲ ሓደ ኸኣ፡ “ንዮሴፍ እቲ ዕንጨይቲ ኤፍሬም” ኢሉ ኺጽሕፍ ኣዘዞ።

ኣብ ትንቢት ህዝቅኤል ዘሎ ኽልተ ዕንጨይቲ።

“ንይሁዳ”

ብግዜ ጥንቲ

ብኽልተ ነገድ ዝቘመት መንግስቲ ይሁዳ

ኣብዚ ግዜና

ቅቡኣት

“ንዮሴፍ እቲ ዕንጨይቲ ኤፍሬም”

ብግዜ ጥንቲ

ብዓሰርተ ነገድ ዝቘመት መንግስቲ እስራኤል

ኣብዚ ግዜና

ካልኦት ኣባጊዕ

ህዝቅኤል ክልተ ዕንጨይቲ ኣላጊቡ ብሓንቲ ኢዱ ይሕዝ

“ኣብ ኢድካ ሓደ ዕንጨይቲ ምእንቲ ኪኸውን”

ብግዜ ጥንቲ

537 ቅ.ክ. ናይ ሓቂ ኣምለኽቲ ኻብ ኣህዛብ ተመሊሶም ንየሩሳሌም ዳግም ሃነጽዋ፣ ኣብ ኣምልኾ ድማ ሓደ ዀኑ።

ኣብዚ ግዜና

ካብ 1919 ንደሓር፡ ህዝቢ ኣምላኽ ኪውደቡን ከም “ሓደ መጓሰ” ዀይኖም ኬገልግሉን ጀመሩ።

ሓደ ኣብ ምዃን ተተኲሩ

እቲ ትንቢት፡ ሓደ ዕንጨይቲ ፈለማ ኣብ ክልተ ተሰይሩ፡ ጸኒሑ ግና ከም እተላገበ ኣይኰነን ዚገልጽ። የግዳስ፡ ክልተ ዕንጨይቲ፡ ሓደ ኸም ዝዀነ እዩ ዚገልጽ። ስለዚ፡ እቲ ትንቢት ነቲ ህዝቢ እስራኤል ኣብ ክልተ መንግስትታት ዚምቀለሉ ኣይኰነን ዜተኵረሉ። የግዳስ፡ ነቲ እተን ክልተ መንግስትታት ሓደ ዚዀናሉ እዩ ዜተኵረሉ።

ናብ ምዕራፍ 12፡ ሕጡብ ጽሑፍ 3-6, 13, 14 ተመለስ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ