ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • CA-brpgm19 ገጽ 3-4
  • መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ
  • መደብ ኣኼባ ወረዳ 2018-2019—ምስ ተወካሊ ቤት ጽሕፈት ጨንፈር
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ
    መደብ ኣኼባ ወረዳ 2021-2022—ምስ ተወካሊ ቤት ጽሕፈት ጨንፈር
  • መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ
    መደብ ኣኼባ ወረዳ 2023-2024—ምስ ተወካሊ ቤት ጽሕፈት ጨንፈር
  • መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ
    መደብ ኣኼባ ወረዳ 2024-2025—ምስ ተወካሊ ቤት ጽሕፈት ጨንፈር
  • መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ፦
    መደብ ኣኼባ ወረዳ 2018-2019—ምስ ሓላው ወረዳ
ዝያዳ ርአ
መደብ ኣኼባ ወረዳ 2018-2019—ምስ ተወካሊ ቤት ጽሕፈት ጨንፈር
CA-brpgm19 ገጽ 3-4

መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ፦

  1. ብርታዐን ሓይልን ንምርካብ ናበይ ኢና ኽንጥምት ዘሎና፧ (እያ. 1:9፣ መዝ. 68:35)

  2. ብቐጻሊ ድልድልቲ እምነት ክንሃንጽ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (እብ. 11:6)

  3. ኣብቲ የሆዋ ዝሃበና ዕዮ ኸም እንዕወት ክንተኣማመን እንኽእል ስለምንታይ ኢና፧ (ሃጌ 2:4-9)

  4. ከቢድ ፈተና ኼጋጥመና ኸሎ፡ የሆዋ ብኸመይ የበርትዓና፧ (መዝ. 18:6, 30፣ ቈሎ. 4:10, 11፡ እ.ጽ.)

  5. መንእሰያትን ሰብ ሓዳርን ንልዑላውነት የሆዋ ንምድጋፍ እንታይ ኪሕግዞም ይኽእል፧ (ማቴ. 22:37, 39)

  6. ‘ብእምነት ክንጸንዕን ክንብርትዕን’ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (1 ቈረ. 16:13፣ ሮሜ 15:5፣ እብ. 5:11–6:1፣ 12:16, 17)

© 2018 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ