ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • CO-pgm19 ገጽ 6-7
  • ሰንበት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ሰንበት
  • መደብ ኣኼባ ዞባ 2019
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ሰንበት
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2020
  • ሰንበት
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2024
  • ሰንበት
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2017
  • ሰንበት
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2025
ዝያዳ ርአ
መደብ ኣኼባ ዞባ 2019
CO-pgm19 ገጽ 6-7
ንጉስ ዮስያስ ጥቕላል የንብብ

ሰንበት

“ንርእስኹም ኣብ ፍቕሪ ኣምላኽ ሓልውዋ”​—ይሁዳ 21

ቅድሚ ቐትሪ

  • 9:20 ሙዚቃዊ ቪድዮ

  • 9:30 መዝሙር ቍ. 106ን ጸሎትን

  • 9:40 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ፍቕሪ እንታይ ምዃና ዘክሩ

    • ዓቃልን ለዋህን እያ (1 ቈረንቶስ 13:4)

    • ኣይትቐንእን፡ ኣይትጀሃርን (1 ቈረንቶስ 13:4)

    • ኣይትንፋሕን፡ ስዲ ኣይኰነትን (1 ቈረንቶስ 13:4, 5)

    • ጥቕሚ ርእሳ ኣይትደልን፡ ኣይትቝጣዕን (1 ቈረንቶስ 13:5)

    • ኣይትቕየምን፡ ብዓመጻ ኣይትሕጐስን (1 ቈረንቶስ 13:5, 6)

    • ብሓቂ ትሕጐስ፡ ኵሉ ኽኢላ ትነብር (1 ቈረንቶስ 13:6, 7)

    • ኵሉ ትኣምን፡ ኵሉ ተስፋ ትገብር (1 ቈረንቶስ 13:7)

    • ኵሉ ትጻወር፣ ፍቕሪ ኸቶ ኣይተቋርጽን እያ (1 ቈረንቶስ 13:7, 8)

  • 11:10 መዝሙር ቍ. 150ን ምልክታታትን

  • 11:20 ህዝባዊ መደረ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ጽልኢ ኣብ ዝመልኣ ዓለም ዘሎ ናይ ሓቂ ፍቕሪ—ኣበይ፧ (ዮሃንስ 13:34, 35)

  • 11:50 ጽማቝ ሓሳባት ግምቢ ዘብዐኛ

  • 12:20 መዝሙር ቍ. 1ን ዕረፍትን

ድሕሪ ቐትሪ

  • 1:35 ሙዚቃዊ ቪድዮ

  • 1:45 መዝሙር ቍ. 124

  • 1:50 ፊልም፦ ዛንታ ዮስያስ፦ ንየሆዋ ኣፍቅሮ፡ ክፍኣት ጽላእ—2ይ ክፋል (2 ነገስት 22:3-20፣ 23:1-25፣ 2 ዜና መዋእል 34:3-33፣ 35:1-19)

  • 2:20 መዝሙር “ኣትብዓኒ”ን ምልክታታትን

  • 2:30 ‘ብተኣማንነት ንዚርአ ፍቕሪ የሆዋ ተጠንቂቕኩም ሕሰብዎ’ (መዝሙር 107:43፣ ኤፌሶን 5:1, 2)

  • 3:30 ሓዳስ ናይ ፈለማ መዝሙርን መዕጸዊ ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ