ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • CA-brpgm20 ገጽ 4
  • መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ
  • መደብ ኣኼባ ወረዳ 2019-2020—ምስ ተወካሊ ቤት ጽሕፈት ጨንፈር
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ
    መደብ ኣኼባ ወረዳ 2019-2020—ምስ ሓላው ወረዳ
  • መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ
    መደብ ኣኼባ ወረዳ 2022-2023—ምስ ሓላው ወረዳ
  • መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ
    መደብ ኣኼባ ወረዳ 2020-2021—ምስ ሓላው ወረዳ
  • መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ
    መደብ ኣኼባ ወረዳ 2023-2024—ምስ ተወካሊ ቤት ጽሕፈት ጨንፈር
ዝያዳ ርአ
መደብ ኣኼባ ወረዳ 2019-2020—ምስ ተወካሊ ቤት ጽሕፈት ጨንፈር
CA-brpgm20 ገጽ 4

መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ፦

  1. ንኣምላኽ ዘላትና ፍቕሪ ኸነርኢ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (ዘዳ. 13:3, 4፣ 1 ዮሃ. 5:3)

  2. ንኣሕዋትና ኸነፍቅር ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧ (1 ዮሃ. 4:11, 20, 21)

  3. ንብጻይና ፍቕሪ ኸነርኢ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (ዘሌ. 19:18፣ ኤፌ. 5:29)

  4. ንፍቕሪ የሆዋ ብኸመይ ክንቀድሓ ንኽእል፧ (1 ጴጥ. 4:8፣ ቈሎ. 3:13)

  5. ንየሆዋ ኣብ ምውዳስ ክንዕወት እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (መዝ. 104:33፣ 146:2, 5)

  6. ንየሆዋ ብምሉእ ልብኻ ምፍቃር ኪብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧ (ዘጸ. 34:14፣ ኣሞ. 5:15፣ ሮሜ 12:11)

© 2019 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ