ሰንበት
“እቲ ተስፋ ዚህብ ኣምላኽ . . .ብዅሉ ሓጐስን ሰላምን ይምላእኩም”—ሮሜ 15:13
ቅድሚ ቐትሪ
9:20 ሙዚቃዊ ቪድዮ
9:30 መዝሙር ቍ. 101ን ጸሎትን
9:40 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ሰላም ዘሪኦም፡ ሰላም እውን ዓጺዶም
• ዮሴፍን ኣሕዋቱን (ገላትያ 6:7, 8፣ ኤፌሶን 4:32)
• ጊብዖናውያን (ኤፌሶን 5:17)
• ጊዴዎን (መሳፍንቲ 8:2, 3)
• ኣቢጋይል (1 ሳሙኤል 25:27-31)
• መፊቦሸት (2 ሳሙኤል 19:25-28)
• ጳውሎስን በርናባስን (ግብሪ ሃዋርያት 15:36-39)
• ዘመናውያን ኣብነታት (1 ጴጥሮስ 2:17)
11:05 መዝሙር ቍ. 28ን ምልክታታትን
11:15 ህዝባዊ መደረ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ምስ ኣምላኽ ዕርክነት ክትምስርቱ እትኽእሉ ብኸመይ ኢኹም፧ (ያእቆብ 4:8፣ 1 ዮሃንስ 4:10)
11:45 መዝሙር ቍ. 147ን ዕረፍትን
ድሕሪ ቐትሪ
1:35 ሙዚቃዊ ቪድዮ
1:45 መዝሙር ቍ. 23
1:50 መጽሓፍ ቅዱሳዊ ድራማ፦ የሆዋ ብመገዲ ሰላም ይመርሓና—2ይ ክፋል (ኢሳይያስ 48:17, 18)
2:30 መዝሙር ቍ. 139ን ምልክታታትን
2:40 ዩኒቨርሳዊ ሰላም ብርግጽ ኪሰፍን እዩ! (ሮሜ 16:20፣ 1 ቈረንቶስ 15:24-28፣ 1 ዮሃንስ 3:8)
3:40 ሓዳስ ናይ ፈለማ መዝሙርን መዕጸዊ ጸሎትን