ሓድነት ዘለዎ ስድራ ቤት የሆዋ
ቅድሚ ቐትሪ
9:30 ሙዚቃ
9:40 መዝሙር ቍ. 85ን ጸሎትን
9:50 ኣብ ስድራ ቤት የሆዋ ንዘሎኩም ቦታ ኣኽቢርኩም ርኣይዎ
10:05 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ንኻልኦት ጽቡቕ ገይሮም ተቐቢሎም
• ኤሊሁ
• ልድያ
• የሱስ
11:05 መዝሙር ቍ. 100ን ምልክታታትን
11:15 ንኻልኦት ናብ ስድራ ቤት የሆዋ ኺጽምበሩ ወትሩ ሓግዝዎም
11:30 ወፈያን ጥምቀትን
12:00 መዝሙር ቍ. 135
ድሕሪ ቐትሪ
1:10 ሙዚቃ
1:20 መዝሙር ቍ. 132ን ጸሎትን
1:30 ህዝባዊ መደረ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ቤትኩም ዕረፍትን ሰላምን ዝሰፈኖ ድዩ፧
2:00 ጽማቝ ሓሳባት ግምቢ ዘብዐኛ
2:30 መዝሙር ቍ. 136ን ምልክታታትን
2:40 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ሰላም ኣስፍኑ—ብኸመይ፧
• “ንምህናጽ ዜድሊ ዘበለ ጽቡቕ ቃል” ተዛረቡ
• “ብፍቕሪ ተመላለሱ”
• ንጸላእትና ተቓወምዎም
3:40 ብዛዕባ መንፈሳውያን ስድራ ቤትኩም‘ካብ ምምስጋን ኣይተቋርጹ’
4:15 መዝሙር ቍ. 107ን ጸሎትን