ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • syr23 ገጽ 2
  • ጠቕላላ ድምር 2023

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ጠቕላላ ድምር 2023
  • ዓለምለኻዊ ጸብጻብ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዓመት ኣገልግሎት 2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ጠቕላላ ድምር 2022
    ዓለምለኻዊ ጸብጻብ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዓመት ኣገልግሎት 2022
  • ጠቕላላ ድምር 2024
    ዓለምለኻዊ ጸብጻብ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዓመት ኣገልግሎት 2024
  • ጠቕላላ ድምር 2017
    ዓለምለኻዊ ጸብጻብ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዓመት ኣገልግሎት 2017
  • ጠቕላላ ድምር 2021
    ዓለምለኻዊ ጸብጻብ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዓመት ኣገልግሎት 2021
ዝያዳ ርአ
ዓለምለኻዊ ጸብጻብ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዓመት ኣገልግሎት 2023
syr23 ገጽ 2

ጠቕላላ ድምር 2023

  • ኣብያተ ጽሕፈት ጨንፈር ናይ የሆዋ መሰኻኽር፦ 85

  • ጸብጻብ ዝሃባ ሃገራት፦ 239

  • ድምር ጉባኤታት፦ 118,177

  • ኣብ መላእ ዓለም ዝነበሩ ተኣከብቲ በዓል ዝኽሪ፦ 20,461,767

  • ኣብ መላእ ዓለም ካብ ቅጫን ወይንን በዓል ዝኽሪ ዝወሰዱ፦ 22,312

  • ዝለዓለ ቝጽሪ ኣስፋሕቲa፦ 8,816,562

  • ወርሓዊ ገምጋም ቍጽሪ ኣስፋሕቲ፦ 8,625,042

  • ኣብ ልዕሊ 2022 እተራእየ ሚእታዊ ወሰኽ፦ 1.3

  • ጠቕላላ ቝጽሪ ተጠመቕቲb፦ 269,517

  • ወርሓዊ ገምጋም ፈለምቲc ኣስፋሕቲ፦ 1,570,906

  • ወርሓዊ ገምጋም ሓገዝቲ ፈለምቲ ኣስፋሕቲ፦ 738,457

  • ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ዝወዓለ ጠቕላላ ሰዓታት፦ 1,791,490,713

  • ወርሓዊ ገምጋም መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስd፦ 7,281,212

ዓመት ኣገልግሎት 2023፡ ካብ 1 መስከረም 2022 ክሳዕ 31 ነሓሰ 2023 ይዝርጋሕ።

a ኣስፋሒ፡ ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ብንጥፈት ንዜስፍሕ ወይ ንዚሰብኽ ሰብ የመልክት። (ማቴዎስ 24:14) እዚ ቝጽሪ እዚ ብኸመይ ከም ዚውሰን ዚገልጽ ምሉእ ሓበሬታ ንምርካብ፡ ኣብ jw.org/ti ኣቲኻ፡ “ኣብ መላእ ዓለም ክንደይ ዚኣኽሉ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣለዉ፧” ዘርእስታ ዓንቀጽ ርአ።

b ብምጥማቕ ናይ የሆዋ ምስክር ምእንቲ ኽትከውን እንታይ ስጕምትታት ክትወስድ ከም ዘሎካ ዚገልጽ ተወሳኺ ሓበሬታ እንተ ደሊኻ፡ ኣብ jw.org ኣቲኻ፡ “ናይ የሆዋ ምስክር ክኸውን ዝኽእል ብኸመይ እየ፧” ዘርእስታ ዓንቀጽ ርአ።

c ፈላሚ ዚብሃል ኣብ ወወርሒ እተወሰነ ሰዓታት ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ዚሰብኽ፡ ኣብነት ዚኸውን እተጠመቐ ናይ የሆዋ ምስክር እዩ።

d ተወሳኺ ሓበሬታ እንተ ደሊኻ፡ ኣብ jw.org ኣቲኻ፡ “መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ እዩ፧” ዘርእስታ ዓንቀጽ ርአ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ