ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w08 1/1 ገጽ 26
  • ጴጥሮስ ንየሱስ ከሓዶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ጴጥሮስ ንየሱስ ከሓዶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2008
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ጥፍኣት ሶዶምን ጎሞራን
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2008
  • የሱስ ብተኣምር ኣሕወየ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2008
  • የሱስ ንሰማዕቱ ኣገረመ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2008
  • የሱስ ንዘጋጠሞ ፈተና ተቓወመ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2009
ዝያዳ ርአ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2008
w08 1/1 ገጽ 26

ንመንእሰያትና

ጴጥሮስ ንየሱስ ከሓዶ

መምርሒታት:- ነዚ መላመዲ እዚ ኣብ ጸጥ ዝበለ ቦታ ዄንካ ዕየዮ። ነቲ ጥቕስታት ከተንብቦ ኸለኻ: ንርእስኻ ኣብቲ ፍጻመ እትውቲ ኸም ዝዀነት ጌርካ ሕሰብ። ነቲ ፍጻመ ብኣእምሮኻ ስኣሎ። ነቲ ድምጽታት ስምዓዮ። ስምዒታት እቶም ቀንዲ ገጸ-ባህርያት ድማ ይሰማዕካ።

ነቲ ፍጻመ መርምሮ።—ማቴዎስ 26:31-35, 69-75 ኣንብብ።

ካብቲ ፍጻመ ኽንደይ ዚኣኽሉ ሰባት ኣብ ኣእምሮኻ ስኢልካ፧

․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․

እቶም ንጴጥሮስ እተዛረብዎ ሰባት እንታይ ዓይነት ሰባት ዝነበሩ ይመስለካ፧ ምቕሉላትዶ: ኪፈልጡ እተሃንጠዩዶ: ቍጡዓትዶ: ወይስ ካልእ ባህርያት ዝነበሮም፧

․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․

ጴጥሮስ ኪኸስዎ ኸለዉ እንታይ እተሰምዖ ይመስለካ፧

․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․

ጴጥሮስ ንየሱስ ዝኸሓዶ ስለምንታይ እዩ፧ ፍቕሩ ስለ ዝጐደለ ድዩ ወይስ ካልእ ምኽንያት ነይርዎ፧

․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․

ዝያዳ ምርምር ግበር።—ሉቃስ 22:31-34፣ ማቴዎስ 26:55-58፣ ዮሃንስ 21:9-17 ኣንብብ።

ጴጥሮስ ጌጋ ንኺገብር: ሕሉፍ ርእሰ-ምትእምማን ግደ ዝነበሮ ብኸመይ እዩ፧

․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․

የሱስ ዋላ እውን ጴጥሮስ ንግዜኡ ኸም ዚዕንቀፍ እናፈለጠ: ኣብኡ እምነት ከም ዘለዎ ዘርኣየ ብኸመይ እዩ፧

․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․

ጴጥሮስ ዋላ እኳ ንየሱስ ይኽሓዶ እምበር: በየናይ መገዲ እዩ ኻብቶም ካልኦት ደቀ መዛሙርቲ የሱስ ዝሓሸ ትብዓት ዘርኣየ፧

․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․

የሱስ ንጴጥሮስ ይቕረ ዝበለሉ ብኸመይ እዩ፧

․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․

የሱስ ንጴጥሮስ ሰለስተ ሳዕ “ተፍቅረኒዶ ኢኻ፧” ኢሉ ዝሓተቶ ስለምንታይ ይመስለካ፧

․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․

ጴጥሮስ ምስ የሱስ ከምዚ ኢሉ ድሕሪ ምዝርራቡ: ከመይ እተሰምዖ ይመስለካ፧ ስለምንታይከ፧

․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․

ነቲ እተመሃርካዮ ኣብ ግብሪ ኣውዕሎ። ብዛዕባ እዚ ዚስዕብ እንታይ ከም እተመሃርካ ጸሓፍ:-

ፍርሂ ሰብ።

․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․

ደቀ መዛሙርቱ እናተጋገዩ ኽነሶም: የሱስ ዘርኣዮም ርሕራሐ።

․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․

ካብዚ ጸብጻብ እዚ: ንዓኻ ዝያዳ ትርጕም ዘለዎ ኣየናይ እዩ፧ ስለምንታይከ፧

․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․

․

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ