ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w14 1/3 ገጽ 6
  • ኬምልጠካ ዘይብሉ በዓል

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኬምልጠካ ዘይብሉ በዓል
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2014
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ሞት የሱስ ኪብዓል እዩ—ኣበይን መዓስን፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2015
  • ድራር ጐይታ ንዓኻ ዓብዪ ትርጕም ኣለዎ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2003
  • ንሞት የሱስ ብኸመይ ክንዝክሮ ይግባእ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2012
  • ድራር ጐይታ እነብዕል ስለምንታይ ኢና፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2003
ዝያዳ ርአ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2014
w14 1/3 ገጽ 6
የሱስ ኢዱ ዘርጊሑ ናብ ዝኽሪ በዓል ንኽትመጽእ ይዕድመካ ኣሎ

ገበር | ኣምላኽ እንታይ ገይሩልካ፧

ኬምልጠካ ዘይብሉ በዓል

የሱስ ኣብ ድሮ እታ ህይወቱ ኣሕሊፉ ዝሃበላ ምሸት፡ ነቶም እሙናት ሰዓብቱ፡ ንመስዋእቱ ኺዝክርዎ ወይ ኬብዕልዎ መምርሒ ሃቦም። ነቲ ኣብ ቅድሚኦም ዝነበረ ዘይበዅዐ ቕጫን ቀይሕ ወይንን ተጠቒሙ ኸኣ፡ ነቲ “ድራር ጐይታ” ዚብሃል በዓል ሰርዐ፣ “እዚ ንመዘከርታይ ግበርዎ” ዚብል ትእዛዝ ድማ ሃበ።—ሉቃስ 22:19።

ኣብ መላእ ዓለም ዘለዉ ናይ የሆዋ መሰኻኽር፡ ሞት ክርስቶስ ንኼብዕሉ ኣብ ዓዓመት ይእከቡ እዮም። ኣብዚ ዓመት እዚ፡ በዓል ዝኽሪ፡ 14 ሚያዝያ፡ ጸሓይ ድሕሪ ምዕራባ እዩ ዚውዕል።

ኣብዚ ኣኼባ እዚ ንኽትመጽእ ብኽብሪ ተዓዲምካ ኣሎኻ። ኣብቲ ኣኼባ እቲ፡ መስዋእታዊ ሞት የሱስ እንታይ ትርጕም ከም ዘለዎ ዚገልጽ ተወሳኺ ሓበሬታ ኺውሃብ እዩ። መእተዊ ዋጋ ብናጻ እዩ። እናዞርካ ድማ ገንዘብ ኣይእከብን እዩ። እቲ ነዛ መጽሔት እዚኣ ዝሃበካ ሰብ፡ ነቲ በዓል ዝኽሪ እነኽብረሉ ሰዓትን ቦታን ኪሕብረካ ይኽእል እዩ። ወይ ከኣ ኣብ jw.org ክትርኢ ትኽእል ኢኻ። እቲ በዓል እቲ ምእንቲ ኸየምልጠካ፡ ነቲ ሰዓትን ቦታን ኣብ መዝገብካ ኣስፍሮ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ