ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w14 1/4 ገጽ 3
  • ሰባት ስለምንታይ ይጽልዩ፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ሰባት ስለምንታይ ይጽልዩ፧
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2014
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ብጸሎት ኣቢልካ ንኣምላኽ ቅረቦ
    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!—ኣሳታፊ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ
  • ብጸሎት ናብ ኣምላኽ ኣጸቢቕካ ምቕራብ
    ኣምላኽ ካባና ዝደልዮ ብቕዓት እንታይ ኢዩ፧
  • ፍሉይ መሰል ጸሎት
    መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይምህረና፧
  • የሱስ ጸሎት ምሂሩና
    ካብቲ ዓብዪ መምህር ተምሃር
ዝያዳ ርአ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2014
w14 1/4 ገጽ 3
ሓደ ቘልዓ ኺጽሊ ኸሎ

ገበር | ክትጽሊ ይግብኣካ ድዩ፧

ሰባት ስለምንታይ ይጽልዩ፧

ኵሉ ሳዕ ትጽሊ ዲኻ፧ ብዙሓት ሰባት፡ እንተላይ ገሊኦም ኢዘሀራውያን ይጽልዩ እዮም። ሰባት ዚጽልዩ ስለምንታይ እዮም፧ ኣብ ፈረንሳ ብዝቐረበ ጸብጻብ መሰረት፡ ካብ ዜጋታት ፈረንሳ፡ ፍርቆም፡ “ጽቡቕ ንኺስምዖም” ኢሎም እዮም ዚጽልዩ ወይ ሓድሓደ ግዜ ዜስተንትኑ። እወ፡ ከም መብዛሕትኦም ኤውሮጳውያን፡ ንኣምልኾ ኢሎም ዘይኰነስ፡ “ህድኣት ንኺረኽቡ” ኢሎም እዮም ዚጽልዩ። በቲ ሓደ ሸነኽ ከኣ፡ ገሊኦም ኣመንቲ፡ ቅልጡፍ መልሲ ኺውሃቦም ብምጽባይ፡ ኪሽገሩ ኸለዉ ጥራይ እዮም ዚጽልዩ።—ኢሳይያስ 26:16።

ንስኻኸ ብብሕትኻ ኸመይ ኢኻ፧ ንጸሎት፡ ሓሳባትካ ንኸተህድእ ዚሕግዘካ መገዲ ጌርካ ጥራይ ዲኻ እትርእዮ፧ ብኣምላኽ ትኣምን እንተ ዄንካ፡ ንጸሎት፡ ኣብ ህይወትካ ጽልዋ ኸም ዘለዎ ጌርካ ትርእዮ ዲኻ፧ ወይስ ጸሎትካ ዘይምለስ ኰይኑ እዩ ዚስምዓካ፧ መጽሓፍ ቅዱስ ንጸሎት፡ ከም ሓደ ጽቡቕ ንኺስምዓካ ዚሕግዝ ዓይነት ሕክምና ጌርካ ንኽትርእዮ ዘይኰነስ፡ ናብ ኣምላኽ ንኽትቀርብ ዚሕግዘካ ጽቡቕ መገዲ ጌርካ ንኽትርእዮ ኺሕግዝካ ይኽእል እዩ።

ሰባት ኪጽልዩ ኸለዉ፦ ተጻዋታይ ኵዕሶ ሸቶ ምስ ኣመዝገበ፣ ሓደ ሰብኣይ ምስ ሓንቲ ኣብ ሆስፒታል ዝደቀሰት ሰበይቱ፣ ወተሃደራት ኣብ ግዜ ውግእ
    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ