ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • wp17 ቍ. 3 ገጽ 2
  • መእተዊ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መእተዊ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2017
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • እቶም ኣርባዕተ ፈረሰኛታትን ንስኻን
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2017
  • ምግላብ እቶም ኣርባዕተ ፈረሰኛታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ውግእ ዩክረይን ንዓለምለኻዊ ሕጽረት ምግቢ ኣጋዲድዎ
    ተወሳኺ ርእሰ ነገራት
ዝያዳ ርአ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2017
wp17 ቍ. 3 ገጽ 2

መእተዊ

እንታይ ይመስለካ፧

ብዙሓት ሰባት ነቲ ኣብ መጽሓፍ ራእይ ዚርከብ ብዛዕባ ምግላብ እቶም ኣርባዕተ ፈረሰኛታት ዚገልጽ ትንቢት ይፈልጥዎ እዮም። እዚ ንገሊኦም የፍርሆም፡ ንገሊኦም ከኣ ይስሕቦም እዩ። መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ እዚ ትንቢት እዚ እንታይ ከም ዚብል ርአ።

“እቲ ንቓል እዚ ትንቢት እዚ ዓው ኢሉ ዜንብቦን እቶም ዚሰምዕዎን . . . ሕጉሳት እዮም።”—ራእይ 1:3።

እዛ ሕታም ግምቢ ዘብዐኛ እዚኣ፡ ምግላብ እቶም ኣርባዕተ ፈረሰኛታት ንዓና ብኸመይ ብስራት ኪኸውን ከም ዚኽእል ትገልጽ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ