ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ግንቦት ገጽ 7
  • ትብዓት ንምርካብ ናብ የሆዋ ጠምት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትብዓት ንምርካብ ናብ የሆዋ ጠምት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ዳዊት ኣይፈርሀን
    ንደቅኻ ምሃሮም
  • “እቲ ውግእ ናይ የሆዋ እዩ”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2016
  • “ምግባር ፍቓድካ ምሀረኒ”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2012
  • “ትባዕን . . . ስራሕን”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2017
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ግንቦት ገጽ 7

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | መዝሙር 26-33

ትብዓት ንምርካብ ናብ የሆዋ ጠምት

ዳዊት ንግብርታት ድሕነት የሆዋ ብምዝካሩ ትብዓት ረኸበ

27:1-3

  • የሆዋ ነቲ መንእሰይ ዝነበረ ዳዊት ካብ ኣንበሳ ኣድሓኖ

  • የሆዋ፡ ዳዊት ንመጓሰኡ ንኼዕቍብ ድቢ ኪቐትል ሓገዞ

  • የሆዋ ንዳዊት ንጐልያድ ኪቐትሎ ሓገዞ

ዳዊት፡ የሆዋ ብኸመይ ካብ ኣንበሳ ከም ዘድሓኖን ድቢ ኪቐትል ከም ዝሓገዞን ንጐልያድ ኪቐትሎ ኸም ዝደገፎን ይዝክር

ከም ዳዊት፡ ትብዓት ንኺህልወና ዚሕግዘና እንታይ እዩ፧

27:4, 7, 11

  • ጸሎት

  • ስብከት

  • ኣብ ኣኼባታት ምእካብ

  • ብሕታዊ መጽናዕትን ኣምልኾ ስድራ ቤትን

  • ንኻልኦት ምትብባዕ

  • የሆዋ ኣብ ዝሓለፈ እዋን ብኸመይ ከም ዝሓገዘና ምዝካር

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ