ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ሓምለ ገጽ 2
  • ቀሊል ናብራ ምንባር ንኣምላኽ ክንውድሶ ይሕግዘና

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ቀሊል ናብራ ምንባር ንኣምላኽ ክንውድሶ ይሕግዘና
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ዓይንኻ ጥዕይቲ ድያ፧
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
  • ጥዕይቲ ዓይኒ ትሃልኻ
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2004
  • ስጋዊ ነገራት ዘይኰነስ፡ መንግስቲ ኣምላኽ ድለ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)—2016
  • ዕዮ ፈላምነት ምስ ኣምላኽ ንዘሎና ርክብ የደልድሎ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2013
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ሓምለ ገጽ 2

ክርስትያናዊ ህይወት

ቀሊል ናብራ ምንባር ንኣምላኽ ክንውድሶ ይሕግዘና

ሎሚ ናብራና ብብዙሕ ነገራት ብቐሊሉ ኺተሓላለኽ ይኽእል እዩ። ንብረት ንምዕዳግን ንምጥቃምን ንምክንኻንን ንምሕላውን ብዙሕ ግዜን ጕልበትን እዩ ዜድሊ። የሱስ ዝዀነ ይኹን ነገር ብዘየድሊ ምኽንያት ካብ ኣገልግሎቱ ምእንቲ ኸየጐናድቦ ቐሊል ናብራ ይነብር ነበረ።—ማቴ 8:20።

ሰብ ሓዳር ኣብ ኣኼባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ኣብ ኣገልግሎት ዝያዳ ኣበርክቶ ምእንቲ ኽትገብር ቀሊል ናብራ ኽትነብር እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧ ካብ ኣባላት ስድራ ቤትካ እተወሰነ ምትዕርራይ ገይሩ ፈላሚ ኪኸውን ዚኽእል ኣሎዶ፧ ኣብ ናይ ምሉእ ግዜ ኣገልግሎት እኳ እንተ ኣለኻ፡ ስጋዊ ነገራት በብቝሩብ ንህይወትካ ኺሓላልኾ ፈቒድካሉ ዲኻ፧ ንየሆዋ ብምግልጋል እንነብሮ ቐሊል ናብራ፡ ሕጉሳትን ዕጉባትን ክንከውን እዩ ዚሕግዘና።—1ጢሞ 6:7-9።

ናብራኻ ኸተቕልል እትኽእለሉ መገድታት ጽሓፍ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ