ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ሓምለ ገጽ 7
  • ኣብ ህይወትካ ዝያዳ ኣገዳስነት ዘለዎ መን እዩ፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣብ ህይወትካ ዝያዳ ኣገዳስነት ዘለዎ መን እዩ፧
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • የሆዋ ንልባዊ ጸሎትና ዚህቦ መልሲ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2008
  • ክፍሊ 2
    ንኣምላኽ ስምዓዮ
  • ካብ ሳልሳይን ራብዓይን መጽሓፍ መዝሙር ዚጐልሕ ነጥብታት
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2006
  • ኣርኣያ​—ኣሳፍ
    መንእሰያት ዚሓትዎ ሕቶታትን ተግባራዊ መልስታቱን፡ 2ይ ጥራዝ
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ሓምለ ገጽ 7

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | መዝሙር 79-86

ኣብ ህይወትካ ዝያዳ ኣገዳስነት ዘለዎ መን እዩ፧

ሓደ ኻብ ጸሓፍቲ መጽሓፍ መዝሙር መሰንቆ ይጻወት

ጸሓፊ መዝሙር 83፡ ዘርኢ እቲ ብግዜ ንጉስ ዳዊት ዚነብር ዝነበረ ኣሳፍ ዚብሃል ሌዋዊ ኪኸውን ይኽእል እዩ። እዛ መዝሙር እዚኣ፡ ጸላእቲ ንህዝቢ የሆዋ ኣስጊኦምዎም ኣብ ዝነበሩሉ እዋን እያ ተጻሒፋ።

83:1-5, 16

  • እቲ ጸሓፊ እዛ መዝሙር እዚኣ፡ ኣብቲ ኺረኽቦ ዚደሊ ድሕንነት ዘይኰነስ፡ ኣብ ስምን ልዑላውነትን የሆዋ ኣተኲሩ ጸለየ

  • ሎሚ ዘለዉ ህዝቢ ኣምላኽ ብዙሕ መስጐጕቲ የጋጥሞም እዩ። እቲ ብተኣማንነት እነርእዮ ተጻዋርነት ንየሆዋ ኽብሪ የምጽኣሉ

83:18

  • የሆዋ ስሙ ኽንፈልጥ ይደልየና

  • የሆዋ ኣብ ህይወትና ዝያዳ ኣገዳስነት ከም ዘለዎ ብተግባራትና ነርኢ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ