ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ነሓሰ ገጽ 3
  • ኣብ ስቱር ቦታ እቲ ልዑል ተቐመጥ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣብ ስቱር ቦታ እቲ ልዑል ተቐመጥ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ካብ መጻወድያ ሃዳናይ የናግፈና
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2007
  • ትሕዝቶ
    ንቕሑ!—2018
  • የሆዋ መዕቈቢና ኢዩ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2001
  • ንኻልኦት ክትነግሮም እትኽእል ምስጢር
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2010
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ነሓሰ ገጽ 3

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | መዝሙር 87-91

ኣብ ስቱር ቦታ እቲ ልዑል ተቐመጥ

“ስቱር ቦታ” የሆዋ፡ ብመንፈሳዊ መዳይ ብደሓን የንብረና

91:1, 2, 9-14

  • ሎሚ ኣብ ስቱር ቦታ የሆዋ ምእንቲ ኽንቅመጥ፡ ርእስና ወፊና ኽንጥመቕ የድሊ

  • ብኣምላኽ ዘይኣምኑ ሰባት ነዚ ቦታ እዚ ኣይፈልጥዎን እዮም

  • ኣብ ስቱር ቦታ የሆዋ ዚቕመጡ ሰባት፡ በቲ ኣብ ኣምላኽ ንዘለዎም እምነትን ንዕኡ ንዘለዎም ፍቕርን ዜዳኽም ሰብን ነገርን ኣይጽለዉን እዮም

“ኣፈንጣሪ ዑፍ” ብመጻወድያ ኺሕዘና ይጽዕር

91:3

  • ኣዕዋፍ ጥንቁቓት ስለ ዝዀና፡ ብመጻወድያ ኽትሕዘን ኣጸጋሚ እዩ

  • ኣፈንጠርቲ ዑፍ፡ ባህርያት ኣዕዋፍ ተጠንቂቖም የጽንዑ፡ ንዓታተን ዜጻውድሉ ብልሓት ድማ ይምህዙ

  • ሰይጣን እቲ “ኣፈንጣሪ ዑፍ” ንህዝቢ የሆዋ ብምጽናዕ፡ ብመንፈሳዊ ኸም ዚወድቁ ዚገብር መጻወድያታት የቐምጥ

ሓደ ሰብኣይ ኣድብዩ እናጠመተ ኸሎ ሓንቲ ዑፍ ኣብ መጻወድያ ትርኢ

ሰይጣን ዚጥቀመሉ ኣርባዕተ ሓደገኛ መጻወድያታት፦

  • ቀዳሞት ክርስትያናት ካብ ሰጐጕቶም ይሃድሙ

    ንሰብ ምፍራህ

  • እተዀመረ ሰልዲ

    ፍቕረ ንዋይ

  • ኣብ ቀዳማይ ዘመን፡ ሓንቲ ስድራ ቤት ካብ ቲያትር ሮማውያን ትውጽእ

    ዘይጥዑይ መዘናግዒ

  • ኣብ ቀዳማይ ዘመን፡ ክልተ ሰብኡት ይከራኸሩ

    ብሕታዊ ፍልልያት

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ