ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ነሓሰ ገጽ 6
  • “ንየሆዋ ኣመስግንዎ”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “ንየሆዋ ኣመስግንዎ”
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንየሆዋ ወድሶ እሞ ተባረኽ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2015
  • ኣብቲ ዓስቢዶ ተተኵር ኣሎኻ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2004
  • ጸሎት ምስጋና
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • “መማሰውቲ ኹኑ”
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1997
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ነሓሰ ገጽ 6

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | መዝሙር 106-109

“ንየሆዋ ኣመስግንዎ”

ሙሴን እስራኤላውያንን ንየሆዋ የመስግንዎ

እስራኤላውያን ቀልጢፎም ንተግባር የሆዋ ዝረስዕዎ ስለምንታይ እዮም፧

106:7, 13, 14

  • ኣቓልቦኦም ኣብ የሆዋ ምግባር ሓዲጎም፡ ኣብ ምሾቶምን ስጋዊ ሓልዮቶምን ገበሩ

መማሰዊ ልቢ ኸተማዕብልን ክትዕቅብን እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧

106:1-5

  • ከተመስግነሉ ኣብ ዚግባእ ሓያሎ ምኽንያታት ኣተኵር

  • ብዛዕባ እቲ እንጽበዮ ተስፋታት ኣስተንተን

  • ስለቲ ዝረኸብካዮ ፍሉይ በረኸት ንየሆዋ ብጸሎት ኣመስግኖ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ