ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ጥቅምቲ ገጽ 2
  • “ብምሉእ ልብኻ ብየሆዋ ተኣመን”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “ብምሉእ ልብኻ ብየሆዋ ተኣመን”
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ተግባር የሆዋ ወትሩ ቕኑዕ ምዃኑስ ትኣምን ዲኻ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2022
  • ብእምነት ጥበባዊ ውሳነ ግበር
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2017
  • ምሳሌ 3:5, 6—“ኣብ ልቦናኻ ኣይትጸጋዕ”
    መብርሂ ጥቕስታት መጽሓፍ ቅዱስ
  • ከመይ ጌርካ ብሕታዊ ውሳነታት ትገብር፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)—2016
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ጥቅምቲ ገጽ 2

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ምሳሌ 1-6

“ብምሉእ ልብኻ ብየሆዋ ተኣመን”

ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ ዝነበረ ሰብኣይ ይጽሊ

የሆዋ ምሉእ ትውክልቲ ዚግብኦ ኣምላኽ እዩ። ትርጉም ስም የሆዋ፡ ንዅሉ እቲ ዘተስፈዎ ተስፋታት ኪፍጽሞ ኣብ ዘለዎ ኽእለት ከም እንተኣማመን ይገብረና። ጸሎት ብየሆዋ ኸም እንእመን ኪገብረና ዚኽእል ኣገዳሲ ኽፍሊ እዩ። ምሳሌ ምዕራፍ 3 የሆዋ ብእኡ ኽንእመን ከለና፡ ‘ንመገድታትና ብምቕናዕ’ ከም ዝባርኸና ተረጋግጸልና።

ኣብ ቅድሚ ኣዒንቱ ጥበበኛ ዝዀነ ሰብ . . .

3:5-7

  • ኣቐዲሙ መምርሒ የሆዋ ኸይሓተተ ውሳነ ይገብር

  • ብኣተሓሳስባኡ ወይ ብኣተሓሳስባ ዓለም ይእመን

ብየሆዋ ዚእምን ሰብ . . .

  • ብመጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስን ብምስትንታንን ብጸሎትን ኣቢሉ ምስኡ ጥብቂ ዕርክነት ይምስርት

  • ውሳነ ኺገብር ከሎ ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ብምምርማር መምርሒኡ ይደሊ

ውሳነ ኽገብር ከለኹ ኻብዚ ዓምዲ ነየናይ እየ ዝስዕብ፧

ቀዳማይ፦ ጥበባዊ ዀይኑ እተሰምዓኒ መገዲ እመርጽ

ካልኣይ፦ የሆዋ ውሳነይ ኪባርኸለይ እሓትቶ እየ

ቀዳማይ፦ ብጸሎትን ብብሕታዊ መጽናዕትን ኣቢለ መምርሒ የሆዋ አናዲ

ካልኣይ፦ ምስ ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ዚሰማማዕ መገዲ እመርጽ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ