ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ሕዳር ገጽ 2
  • “ሰብኣያ ኣብ ኣፍ ደገታት ከተማ ፍሉጥ እዩ”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “ሰብኣያ ኣብ ኣፍ ደገታት ከተማ ፍሉጥ እዩ”
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ጥበብ ዘለዎ ምኽሪ ኣደ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ኽኢላ ሰበይቲ ይገልጽ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ንሰብ ሓዳር ዚኸውን ጥበባዊ መምርሒ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2005
  • ነቲ ኣምላኽ ዘጋጠሞ ኣይትፍለዮ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2007
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ሕዳር ገጽ 2

ክርስትያናዊ ህይወት

“ሰብኣያ ኣብ ኣፍ ደገታት ከተማ ፍሉጥ እዩ”

ክኢላ ሰበይቲ ንሰብኣያ ኽብሪ ተምጽኣሉ። ብግዜ ንጉስ ልሙኤል፡ ክኢላ ሰበይቲ ዝነበረቶ ሰብኣይ፡ “ኣብ ኣፍ ደገታት ከተማ ፍሉጥ እዩ” ነይሩ። (ምሳ 31:23) ሎሚ፡ ሕፉራት ሰብኡት ሽማግለታትን ኣገልገልቲ ጉባኤን ኰይኖም የገልግሉ እዮም። ምርዑዋት እንተ ዀይኖም ድማ፡ እቲ ንምግልጋል ዘለዎም ክእለት ዝያዳ ኣንስቶም ኣብ ዘለወን ጽቡቕ ጠባይን ኣብ ዜበርክታኦ ሓገዝን እተመርኰሰ እዩ። (1ጢሞ 3:4, 11) ከምዚአን ዝበላ ኣንስቲ ብሰብኡተን ጥራይ ዘይኰነስ፡ ብጉባኤ እውን ከይተረፈ ኣኽቢርካ እየን ዚርኣያ።

ሓንቲ ሰበይቲ ንሰብኣያ ብለውሃት ትዛረቦ፡ ናይ ጉባኤ ጕዳያት ኪዓዪ ኸሎ ደቃ ትኣሊ፡ ምግቢ ትዕድግ

ክኢላ ሰበይቲ፡ ሰብኣያ ምእንቲ ኼገልግል በዚ ዚስዕብ ትድግፎ፦

  • ሕያውነት ብዝመልኦ ቓላት ተተባብዖ።—ምሳ 31:26

  • ዕዮታት ጉባኤ ኪፍጽም ከሎ ብፍታው ትተሓባበሮ።—1ተሰ 2:7, 8

  • ሚዛናዊ ናብራ ትነብር።—1ጢሞ 6:8

  • ሚስጥራዊ ብዛዕባ ዝዀነ ጉዳያት ጉባኤ ኣይትሓትቶን።—1ጢሞ 2:11, 12፣ 1ጴጥ 4:15

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ