ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ጥሪ ገጽ 6
  • የሆዋ ንድኹም ሓይሊ ይህብ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • የሆዋ ንድኹም ሓይሊ ይህብ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ከም ንስሪ በኽናፍ ምድያብ
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1996
  • ካብ ኣዕዋፍ ሰማያት ዚርከብ ትምህርቲ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2016
  • ፍጥረት እንስሳ ንየሆዋ ልዕል የብሎ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2006
  • ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2025
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ጥሪ ገጽ 6

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ኢሳይያስ 38-42

የሆዋ ንድኹም ሓይሊ ይህብ

40:29-31

  • ንስሪ ዓምድታት ምዉቕ ኣየር ተጠቒሙ ንሰዓታት ኣብ ኣየር ኪንሳፈፍ ይኽእል እዩ። እቲ ንስሪ ሓንሳእ ነቲ ዓምዲ ምዉቕ ኣየር ረኺቡ ኺዝምቢ ምስ ጀመረ፡ እቲ ምዉቕ ኣየር ድማ ነቲ ንስሪ ንላዕሊ ይወስዶ። እቲ ንስሪ ኣብ እተወሰነ ርሕቐት ምስ በጽሐ ድማ፡ ናብቲ ዚቕጽል ዓምዲ ምዉቕ ኣየር፡ ሰለል ኢሉ ይሰግር

  • እቲ ንስሪ ብዘይ ዕረፍቲ ዚገብሮ ምንስፋፍ፡ ኣምላኽ ንዚህበና ብርታዐ፡ ኣብ ኣምልኾና ብኸመይ ክንጥቀመሉ ኸም እንኽእል ዚገልጽ ጽቡቕ ምሳሌ እዩ

ንስሪ ዓምድታት ምዉቕ ኣየር ተጠቒሙ ኣብ ኣየር ይንሳፈፍ
    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ