ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ሰነ ገጽ 5
  • ህዝቅኤል መልእኽቲ ኣምላኽ ተሓጒሱ ይእውጅ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ህዝቅኤል መልእኽቲ ኣምላኽ ተሓጒሱ ይእውጅ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ኣገልግሎትና ምእንቲ ኽንፍጽም፡ የሆዋ ብኸመይ ይሕግዘና፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2022
  • ካብ ትንቢት ህዝቅኤል ዚጐልሕ ነጥብታት—1ይ ክፋል
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2007
  • “ነታ ቤተ መቕደስ ግለጸሎም”
    ንጹህ ኣምልኾ የሆዋ—ኣማስያኡስ ተመሊሱ!
  • “ሕጂ መወዳእታ ኣብ ልዕሌኺ እዩ”
    ንጹህ ኣምልኾ የሆዋ—ኣማስያኡስ ተመሊሱ!
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ሰነ ገጽ 5

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ህዝቅኤል 1-5

ህዝቅኤል መልእኽቲ ኣምላኽ ተሓጒሱ ይእውጅ

የሆዋ ብራእይ ኣቢሉ ንህዝቅኤል ጥቕልልቲ ጽሕፍቲ ሃቦ፡ ኪበልዓ ድማ ነገሮ። እዚኸ እንታይ ትርጉም ነበሮ፧

2:9–3:2

  • ህዝቅኤል ንመልእኽቲ ኣምላኽ ምሉእ ብምሉእ ኣብ ውሽጡ ኼእትዎ ነበሮ። ብዛዕባ እቲ ኣብታ ጥቕልልቲ ዘሎ ቓላት ምስትንታን ንህዝቅኤል ውሽጣዊ ስምዒቱ ተንከፎ፣ ኪዛረብ ድማ ደረኾ

3:3

  • ህዝቅኤል ንእተዋህቦ መዝነት ኣወንታዊ ኣረኣእያ ስለ ዝነበሮ፡ እታ ጥቕልልቲ ጥዕምቲ ነበረት

ህዝቅኤል ነታ ንመልእኽቲ ኣምላኽ እተመልክት ጥቕልልቲ ምስ በልዓ፡ ንእስራኤላውያን ይዛረቦም

ብጸሎት እተሰነየ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስን ምስትንታንን ብኸመይ ይጸልወኒ፧

ንዕዮ ስብከት ኣወንታዊ ኣረኣእያ ኸማዕብል ዝኽእል ብኸመይ እየ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ