ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ህዝቅኤል 24-27
ኣንጻር ጢሮስ እተነግረ ትንቢት፡ ኣብ ቃል የሆዋ ንዘሎና እምንቶ የድልድሎ
ብወረቐት ኣብ እተሓትመ
መጽሓፍ ህዝቅኤል ብዛዕባ ጥፍኣት ጢሮስ ዝርዝር ነጥብታት ተነብያ ኣላ።
ድሕሪ 607 ቅ.ክ. ገለ እዋን ጸኒሑ፡ ነታ ኣብ መሬት ዝነበረት ክፋል ከተማ ጢሮስ ኣጥፍኣ
ብ332 ቅ.ክ. ብዑናታት እታ ኣብ መሬታ ዝነበረት ክፋል ከተማ ጢሮስ መሰጋገሪ ሰሪሑ፡ ነታ ደሴት ዝነበረት ክፋል እታ ኸተማ ኣዕነዋ