ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ጥቅምቲ ገጽ 5
  • የሆዋ ብተኣማንነት ብዚርአ ፍቕሪ ደስ ይብሎ—ንስኻኸ፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • የሆዋ ብተኣማንነት ብዚርአ ፍቕሪ ደስ ይብሎ—ንስኻኸ፧
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • የሆዋ ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሪ ንዓኻ እንታይ ትርጉም ኣለዎ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2021
  • ብተኣማንነት ንእትርአ ፍቕሪ የሆዋ ቕድሓያ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • እሙናት ንኹን
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ንየሆዋ ዘላትና ፍቕሪ ብኸመይ ከነርኢ ንኽእል፧
    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!—ኣሳታፊ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ጥቅምቲ ገጽ 5

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ሆሴእ 1-7

የሆዋ ብተኣማንነት ብዚርአ ፍቕሪ ደስ ይብሎ—ንስኻኸ፧

ብተኣማንነት እትርአ ፍቕሪ፡ ብቓልን ብንጽህናን ብተኣማንነትን ተደሪኽካ እትርአ ፍቕሪ እያ። የሆዋ ንሆሴእን ነታ ዘይእምንቲ ሰበይቱ ጎሜርን ተጠቒሙ፡ ብዛዕባ ብተኣማንነት እትርአ ፍቕርን ይቕረ ምባልን ትምህርቲ ሂቡ።—ሆሴ 1:2፣ 2:7፣ 3:1-5።

ጎሜር

ጎሜር ብተኣማንነት ዘየፍቀረት ብኸመይ እያ፧

እስራኤላውያን ንኻልኦት ኣማልኽቲ ይስግዱሎም

እስራኤላውያን ብተኣማንነት ዘየፍቀሩ ብኸመይ እዮም፧

ሆሴእ ንጎሜር እንደገና ይምርዓዋ

ሆሴእ ብተኣማንነት ዘፍቀረ ብኸመይ እዩ፧

የሆዋ ብተኣማንነት ዘፍቀረ ብኸመይ እዩ፧

ንምስትንታን ዚኸውን፦ ንየሆዋ ብተኣማንነት ከፍቅሮ ዚኽእል ብኸመይ እየ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ