ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ሕዳር ገጽ 5
  • የሆዋ ኻባና ዚደልዮ ብቕዓት እንታይ እዩ፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • የሆዋ ኻባና ዚደልዮ ብቕዓት እንታይ እዩ፧
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • የሆዋ እንታይ ክንገብር እዩ ዝደልየና፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2003
  • “ቅዱሳት ኩኑ”
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ንዘለኣለም ብስም የሆዋ ኽንመላለስ ኢና!
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2003
  • ትሕዝቶ
    ንቕሑ!—2022
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ሕዳር ገጽ 5

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ሚክያስ 1-7

የሆዋ ኻባና ዚደልዮ ብቕዓት እንታይ እዩ፧

6:6-8

የሆዋ ዓቕምና ድሩት ምዃኑ ይርድኦ እዩ፡ ካብ ዓቕምና ንላዕሊ ኽንገብር ድማ ኣይሓትተናን እዩ። ብዓይኒ ኣምላኽ ክንርእዮ ኸለና፡ ምስ ኣሕዋትና ዘሎና ርክብ ኣገዳሲ ኽፋል ናይ ሓቂ ኣምልኾ እዩ። ንኣሕዋትና ብግቡእ ንሕዞም እንተ ዄንና፡ እቲ እነቕርቦ መስዋእቲ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ተቐባልነት ይህልዎ።

ሓደ እስራኤላዊ ኣብ ንግዲ ዘርእዮ ቕንዕናን ንሰበይቱ ዚሕዘሉ መገድን ነቲ ዘቕርቦ መስዋእቲ ይጸልዎ እዩ
    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ