መእተዊ
ኣምላኽ ንደቂ ሰብ እንታይ በረኸት ኣተስፍይዎም ኣሎ፧ ነቲ ኣብ ጽሑፍ ዝሰፈረ ቓሉ ኽትኣምኖ ትኽእልዶ፧ ኣብዘን ዚስዕባ ዓንቀጻት፡ ኣምላኽ እንታይ ከም ዘተስፈወ፡ ነዚ ስለምንታይ ክትኣምኖ ኸም እትኽእል፡ ነዚ ብምርካብ ከኣ ብኸመይ ክትሕጐስ ከም እትኽእል ክንምርምር ኢና።
ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።
እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።