ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ጥሪ ገጽ 6
  • የሱስ፡ ሰባት የፍቅር ነበረ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • የሱስ፡ ሰባት የፍቅር ነበረ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ጥሪ ገጽ 6
የሱስ ንሓደ ድዉይ የሕውዮ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ማቴዎስ 8-9

የሱስ፡ ሰባት የፍቅር ነበረ

ማቴዎስ ምዕራፍ 8ን 9ን ንገለ ኽፋል እቲ የሱስ ኣብ ከባቢ ገሊላ ዝገበሮ ኣገልግሎት ይሽፍን። የሱስ ንሰባት ኬሕዊ ኸሎ፡ ሓይሊ ኸም ዘለዎ እኳ እንተ ኣርኣየ፡ ልዕሊ ዅሉ ግና እታ ዓባይ ፍቕሩን እታ ንሰባት ዝነበረቶ ርሕራሐን እዩ ኣርእዩ።

  1. የሱስ ንሰባት ዘሕወየለን ከተማታት ገሊላ

    የሱስ ንሓደ ድዉይ ኣሕወዮ።—ማቴ 8:1-3

  2. የሱስ ንሓደ ጊልያ ሓለቓ ሚእቲ ኣሕወዮ።—ማቴ 8:5-13

    ንሓማት ጴጥሮስ ኣሕወያ።—ማቴ 8:14, 15

    ኣጋንንቲ ኣውጽአ፡ ሕሙማት ድማ ኣሕወየ።—ማቴ 8:16, 17

  3. የሱስ ንኣዝዮም ሕሱማት ኣጋንንቲ ኣውጺኡ ናብ መጓሰ ሓሰማታት ሰደዶም።—ማቴ 8:28-32

  4. የሱስ ንሓደ ልሙስ ኣሕወዮ።—ማቴ 9:1-8

    ንሓንቲ ኽዳኑ ዝተንከየት ሰበይቲ ኣሕወያ፣ ንጓል ያኢሮስ ድማ ኣተንስኣ።—ማቴ 9:18-26

    ንዕዉራትን ንሓደ ዓባስን ኣሕወዮም።—ማቴ 9:27-34

  5. የሱስ ኵሉ ሕማምን ድናሰን እናኣሕወየ፡ ኣብ ኵሉ ኸተማታትን ኣቝሻትን ዞረ።—ማቴ 9:35, 36

ነቶም ኣብ ከባብየይ ዘለዉ ሰባት ዝያዳ ፍቕርን ርሕራሐን ከርእዮም ዝኽእል ብኸመይ እየ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ