ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ጥሪ ገጽ 7
  • የሱስ ዕረፍቲ የምጽእ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • የሱስ ዕረፍቲ የምጽእ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “ኣርዑተይ ፈኵሽ: ጾረይውን ቀሊል እዩ”
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1995
  • ካብ ውጥረት ዕረፍቲ እትረኽበሉ ግብራዊ መገዲ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2001
  • “ናባይ ንዑ፡ ኣነ ድማ ከዕርፈኩም እየ”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2019
  • “ኣርዑተይ ጹሩ”
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2008
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ጥሪ ገጽ 7

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ማቴዎስ 10-11

የሱስ ዕረፍቲ የምጽእ

11:28-30

ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ ዝነበረት ሰበይቲ፡ ኣርዑት ተሰኪማ

“ኣርዑተይ ምሹእ . . . እዩ”

የሱስ ጸራባይ ስለ ዝነበረ፡ ኣርዑት ከመይ ገይርካ ኸም ዚስራሕ ይፈልጥ ነይሩ እዩ። ነቲ ኣርዑት ብእተኻእለ መጠን ምሹእ ንምግባር፡ ምናልባት እውን ብቘርበት ወይ ብጨርቂ ይሽፍኖ ነይሩ ይኸውን። ክንጥመቕ ከለና፡ ደቀ መዛሙርቲ ብምዃን ኣርዑት የሱስ ስለ እንጸውር፡ ነቲ ኣጸጋሚ ዕዮን ሓላፍነትን ተቐቢልና ኢና፣ ከምዚ ምግባር ግና ዕረፍቲ ዜምጽእ ስለ ዝዀነ፡ ብዙሕ በረኸት ንረኽበሉ ኢና።

ኣብ ትሕቲ ኣርዑት የሱስ ብምዃንካ እንታይ በረኸት ኢኻ ረኺብካ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ