ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ለካቲት ገጽ 8
  • ንርእስኻን ንኻልኦትን ከይትዕንቅፍ ተጠንቀቕ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንርእስኻን ንኻልኦትን ከይትዕንቅፍ ተጠንቀቕ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ነቶም ንየሆዋ ዜፍቅርዎ፡ ‘ዜዐንቅፎም የልቦን’
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2013
  • ብየሱስ ክትዕንቀፍ ዲኻ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2021
  • ንጻድቕ ዜዐንቅፎ የልቦን
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2021
  • የሱስ ብዛዕባ መዐንቀፍን ሓጢኣትን ምኽሪ ሃበ
    የሱስ—መገድን ሓቅን ህይወትን
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ለካቲት ገጽ 8

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ማቴዎስ 18-19

ንርእስኻን ንኻልኦትን ከይትዕንቅፍ ተጠንቀቕ

የሱስ ብምሳሌታት ኣቢሉ ንርእስኻን ንኻልኦትን ምዕንቃፍ ክሳዕ ክንደይ ጐዳኢ ኸም ዝዀነ ምሂሩ እዩ።

18:6, 7

  • “መዐንቀፊ፡” ንሓደ ሰብ ብግጉይ መገዲ ኸም ዚመላለስ፡ ብስነ ምግባራዊ መዳይ ከም ዚዕንቀፍ ወይ ከም ዚወድቕ፡ ወይ ከኣ ከም ዚሓጥእ ኪገብሮ ዚኽእል ተግባር ወይ ኵነት የመልክት

  • ንሓደ ሰብ ዚዕንቅፍ ዘበለ፡ መጥሓን ኣብ ክሳዱ ተኣሲሩ ኣብ ባሕሪ ኺጥሕል ይሕሾ

መጥሓን ብኣድጊ ይዝወር፣ መጥሓን ኣብ ክሳድ ሓደ ሰብኣይ ተኣሲሩ ናብ ባሕሪ ይጥሕል

መጥሓን

18:8, 9

  • የሱስ ንሰዓብቱ፡ ከም ኢድ ወይ ዓይኒ ዝኣመሰለ ኣዝዩ ኣገዳሲ ነገራት እኳ፡ ዚዕንቅፎም እንተ ደኣ ዀይኑ ኼወግድዎ ኸም ዘለዎም መኺሩ

  • ነዚ ኸም ኣገዳሲ ጌርና እንርእዮ ነገራት እዚ ሒዝና ናብቲ ዘለኣለማዊ ጥፍኣት ዜመልክት ገሃነም ካብ እንኣቱ፡ ነዚ ነገራት እዚ ሓዲግና ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ክንኣቱ ይሕሸና

ኣብ ህይወተይ ከም መዐንቀፊ ዀይኑኒ ዘሎ ነገር እንታይ እዩ፧ ንርእሰይ ወይ ንኻልኦት ከይዕንቅፍከ እንታይ ክገብር እኽእል፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ